Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጥዕናይ “ጤንነቴ” ዝተብሃለ ናይ ሞባይል መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ቀረብ መድሓኒትን ተበፃሕነት ኣገልግሎት ጥዕናን ንምቅልጣፍ ጥዕናይ “ጤንነቴ” ዝተሰመየ ናይ ሞባይል መተግበሪ ዕላዊ ገይሩ።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ስነስርዓት ምረቃ እቲ መተግበሪ ብምርካብ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ…
ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 26 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት ትሳተፍ ኣላ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ ብሚኒስትር ዲኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ሙክታር ከድር (ዶ/ር)ን ተሳቲፎም፡፡…
ጉባኤ ፖሊሲ ምሕደራ መሬት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሸድሻይ ጉባኤ ፖሊሲ ምሕደራ መሬት ኣፍሪካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣብ ዝርከብ ማእኸል ኣኼባ ሕቡራት መንግስታት ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብቲ ጉባኤ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ዓለም ለኸ መሓዙት ትካላት መውፃእቲ ፖሊሲ፣ ተመራመርቲ ሓዊሱ መዳርግቲ ኣካላት…
ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ስርናይ ውፅኢታዊ ተሞክሮኣ ኣብቲ ዞባ ንምስፋሕ ቆራፅ ኢያ – ሚኒስቴር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ አብ ልምዓት ስርናይ ዘመዝገበቶ ዓወት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምስፋሕ ተሞክሮኣ ንምክፋል ቆራፅ ኢያ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ።
መበል 19 ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ዞባዊ መድረኽ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሕርሻ…
ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ስግግር ቴክኖሎጂ ኣብ ምቅልጣፍ ሸርፊ ወፃኢ እናትረፈ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ብዝተጠናኸረ ኩነታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ብምትካእ ሸርፊ ወፃኢ እናድሓነ ይርከብ ም/ሥራ ፈፀሚ ስራሕ ኣይተ ዳንኤል ኦላኒ ግሩፕ፡፡
ኣይተ ዳንኤል ኦላኒ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ብሸርፊ ወፃኢ ዝኣትዉ…
ዜጋታት ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ንምስግጋር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ካብ ድኽነት ንምውፃእ ብዝተወገኑ ስራሕቲ ብዙሓት ዜጋታ ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ተሰጋጊሮም ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፈንታ ደጀን።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 ዓ.ም ልምዓታዊ…
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህቡብ ናይ ታሪክ ምሁር ላዺሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ብሕክምና ክሕገዙ…
ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃብ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃብ ዝፀንሐ ስልጠና ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀደማይ ሚኒስትርን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብዝሃብዎ መምርሒ ስራሕ ተዛዚሙ።
ናይቲ ፓርቲ ም/ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምዝበልዎ÷…
ድርቂ ዝፃወሩን ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡን ሃገራዊ ዓሌታት ስርናይ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)
ድርቂ ዝፃወሩን ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡን ሃገራዊ ዓሌታት ስርናይ ንምምዝጋብ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኢንስቲትዩት ብዝሃ ህይወት ኢትዮጵያ።
መራሒ ምርምር ኣዝርእትን ሆርቲካልቸርን ውብሸት ተሾመ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣስታት 80 ካብ ዝኾኑ ዓሌታት…
ፋሲል ሓድጊነቱ ሓሊዩ ደረጃኡ ዝሓለወ መስሕብ ቱሪስት ምዃኑ ትንሳኤ ጎንደር ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፃታት ኣቢያተ መንግስቲ ፋሲል ፋሲል ሓድጊነቱ ሓሊዩ ንበፃቲ ብዝምቹ ኩነታት ደረጃኡ ዝሓለወ መስሕብ ቱሪስት ምዃኑ ትንሳኤ ጎንደር ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡
ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ኣብ ዑደት ስራሕቲ ልምዓት…