Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፍርያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ምዕባይ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ወሳኒ ኢዩ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍርያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ምዕባይ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ወሳኒ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ገሊፀን፡፡
እተን ሚኒስትር ምስ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ፍርያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ምዕባይ…
ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን መበል 19 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብዓወት ንክዛዘም ኣብ ዓዉዲ ሚዲያን ኮሚዩኒኬሽን ንዘበርከቶ ዕዙዝ ግደ ካብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂብዎ፡፡
እቲ ኣፍልጦ÷ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ኣብ…
ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ሰዓት ልዕሊ 13 ሺሕን 500ን ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝተኽኣለ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንፈቕ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 13 ሺሕን 504 ነጥቢ 2 ጊጋ ዋት ኣብ ሰዓት ምፍልፋል ከምዝተኽኣለ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
መካየዲት ስራሕ ቢሮ ትልሚን ዘፈር ኦፕሬሽንን መፈልፈሊ ሓይሊ እቲ ትካል ጥሩወርቅ ሽፈራው÷ ኣብ…
ሚኒስቴር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ዘበናዊ ዱኹዒ ክረምቲ ቕድሚ ምእታዉ ተጓዓዒዙ ንኽዛዘም ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክረምቲ ቕድሚ ምእታዉ ዘበናዊ ዱኹዒ ብቕልጡፍ ናብ ውሽጢ ሃገር ተጓዓዒዙ ንሓረስቶት ናይ ምክፍፋል ስራሕ ተጠናኪሩ ንኽቕፅል ሚኒስቴር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ኣተሓሳሲቡ፡፡
ሚኒስትር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ምስ…
ሰሙን ፌስቲቫል ባህሊ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 16 ፌስቲቫል ባህሊ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ፡፡
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ እቲ ፌስቲቫል ባህሊ ንዝቕፅሉ ሰለስተ መዓልቲታ ከምዝካየድ ሓቢረን፡፡…
ንዕቤት ኢኮኖሚ መሰረት ዘንብሩ ስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከምዝተወገኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዕቤት ኢኮኖሚ መሰረት ዘንብሩ ስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከምዝተወገኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ምስ ኤክስቴንሲያ ብምትሕብባር ንክልተ መዓልቲታት ኣብ ቴክኖሎጂ፣ ሰብ ስራሕ ምስትውዓልን ዲጂታል ምምሕዳርን ጠሚቱ…
ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም፡፡
እቲ ሰነድ ስምምዕነት፤ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብርሃኑ ለማ (ዶ/ር)ን…
ኣብ ማይናማር ዝተዓገቱ 246 ዜጋታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማይናማር ተዓጊቶም ዝነበሩ 246 ዜጋታት ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ናብ ሃገሮም ንምምላስ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ ብዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ…
ጉድለት ፅሬት ኣብ ዝተረኸቦም 259 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉድለት ፅሬት ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቦም 259 ኣፍረዩቲ ምግቢ ፣ ኣምፃእቲን ጅምላ ኣከፋፈልቲን ትካላት ስጉምቲ ምውሳዱ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ፈፃሚት ስራሕ ጉዳያት ስትራቴጂ እቲ በዓል መዚ ፋይዛ ቢያ ከምዝገለፅኦ÷ ቀረብ…
በዓል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሄራዊ ተረኽ ብዘጠጠናኽር መልክዑ ከምዝተኸበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ዝተኸበረ መበል 19 በዓል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሄራዊ ተረኽ ብዘጠናኽር መልክዑ ከምዝተኸበረ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም፡፡
ኣፈፃፅማ ምኽባር እቲ በዓል ዝግምግም መድረኽ ኣብ ከተማ…