Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከተማታት ዝረአ ሰፊሕ ስእነት ዕድል ስራሕ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ስትራቴጂያዊ ትልሚ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማታት ዝረአ ሰፊሕ ስእነት ዕድል ስራሕ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ስትራቴጂያዊ ትልሚ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣፍሊጡ። ኣብ ዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓማውቲ ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉ ኣካል መሪሕ ትልሚ ልምዓት ከተማ…

ጅግና ሲ ኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሙቕ ኣቀባብላ ክግበረላ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ዝኾነት ፍረወይኒ መብራህቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሙቕ ኣቀባብላ ክግበረላ ኢዩ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ፥ ምትእኽኻብ ኣቕሑት መናፅሂ ደቂ ኣነስትዮ አውን ከምዝሳለጥ ተሓቢሩ። ኣብ ከተማ ኣዲስ…

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብልፅግና ፓርቲ ሰርተፍኬት ኣፍልጦ ንክወሃቦ ውሳነ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብልፅግና ፓርቲ ሰርተፍኬት ኣፍልጦ ንክወሃቦ ውሳነ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።   ኣሓት ውድባት ኢህወዴግ ዝነበሩ ሰለስተ ውድባትን ካልኦት ሓሙሽተ ፓርቲታትን ብሓባር ብምዃን ብልፅግና ፓርቲ ከምዘጣየሹ ብምግላፅ ሰርተፍኬት…

ኣብ ኣተገባብራ ግልፅነትን ተሓታታይነትን ፋይናንስ ዝዝቲ ጉባኤ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ኣተገባብራ ግልፅነትን ተሓታታይነትን ፋይናንስ ዝዝቲ ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዳማ ተሳሊጡ። እቲ ጉባኤ ኣብ ከለላ ሮግራም መሰረታዊ ግልጋሎታት እናተሳለጡ ዝነበሩ ስራሕቲ ኣድሂቡ ብዕምቆት ዝገምገመ…

ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር ሰላመ ኣፍሊጡ። ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ክልቲአን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ።…

ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ መቐለ እንትትኣቱ ድሙቕ ኣቀባብላ ክግበረላ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ፅባሕ ሓሙስ 16 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም ድሕሪ ቐትሪ መቐለ ክትኣቱ እያ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ብምዃን ንፍረወይኒ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ናይ ጅግና ኣቀባብላ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንጅግና ሲ ኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ተቐቢለን ኣዘራሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንጅግና ሲ ኤን ኤን ዓመተ 2019 ፍረወይኒ መብራህቱ ተቐቢለን ኣዘራሪበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና ሲኤንኤን እዚ ዓመት ብምዃና ዝተሰመዐን ሓጎስ ገሊፀናላ።…

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ፕሬዚዳንት…

ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ 2012 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ጉንበት ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ 2012 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ጉንበት ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናገበረ ምዃኑ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣባል ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብዙወርቅ ከተተ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን…

ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ተወዳዳሪነት ትካላት ውሽጢ ዓዲ ትኹረት ሂባ ክትሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ተወዳዳሪነት ትካላት ውሽጢ ዓዲ ትኹረት ሂባ ክትሰርሕ ከምዝግባእ ምሁራት ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ተግባራዊ እናገበረቶ እትርከብ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣድህቦ ካብ ዝሃበትሎም ጉዳያት ሓደ፥ ኣባል ሃገር ትካል…