Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ባህርዳር ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲታት ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ባህርዳር ኣትዮም፡፡
ኣብ ባህርዳር መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ…
ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ዝፍፀም ጉሕለት እናነከየ ምኳኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መስመራት መመሓላለፍቲ ሓይሊ ፖሎታት ሓፂን ዝፍፀሙ ገበናት ጉሕለት ንምክልኻል ዝተሰርሐ ስራሕ ዉፅኢት እናምፀአ ምኳኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ሓላፊ ቢሮ ክትትል፣ ቁፅፅርን ደሕንነትን መሰረተ ልምዓት ሓይሊ እቲ…
መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኸቢሩ።
ፕሬዚዳንት ኢፌዴሪ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ ወጋሕታ ኣብ እግሪ ሓወልቲ ዳግማዊ ምኒልክ…
302 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ዝነበሩ 302 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ካብ 4 ሚያዚያ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ እናተወገነ ኣብ ዝርከብ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ክሳብ ሕዚ 91 ሺሕን 420 ኢትዮጵያዊያን ናብ…
መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ወርሒ መጋቢት ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ወርሒ መጋቢት ብዝነበሮ ክቕፅል ብመንግስቲ ከምዝወሰነ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡
መዕደሊ ናዳዲታትን ኩባንያታትን ኣብ ውፅኢታት ነዳዲ ብመሰረት መምርሒን ኣዋጅን ዕድጊት ነዳዲ ነቲ ውሳነ መንግስቲ…
ዶብ ሃገር ንምሕላው ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ዘብዒ ጠጠው ክንብል ኢና – ሌተናል ጄነራል ዘውዱ በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰላም ህዝቢን ዶብ ሃገርን ንምሕላው ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ዘብዒ ክንከውን ኢና ክብሉ ኣዛዚ እዚ ማእኸላዊ ዳሎል ሰራዊት ምክልኽል ፌዴሪኢ ሌተናል ጄነራል ዘውዱ በላይ ኣፍሊጦም፡፡
እዚ ማእኸላዊ ዳሎል መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ "ዓድዋ…
ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ማእኸል ማሕበረሰብ ንግዲ ኣብ ስርዓት ንግዲ ብምትእስሳር ምስ ካሊእ ዓለም ተወዳዳራይነቶ ንኽውስኽ…
ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊነት ብዝበለፀ ንኽግለፅ ልዑል ትምህርቲ ዝሃበ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ
ዲስ አኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊነት ብዝበለፀ ንኽግለፅ ልዑል ትምህርቲ ዝሃበ ዝሃበ ምዃኑ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም።
መበል 129 በዓል ዓወት "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓዘት ዓድዋ ይኽበር…
ዓወት ዓድዋ ኣፍሪካ ባህጋ ባዕላ ክትውስን ከምእትኽእል ዘረጋገፀ ኢዩ- ሙሳ ፋቂ ማህማት
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ኣፍሪካ ባህጋ ባዕላ ክትውስን ከምእትኽእል ዘረጋገፀ ኢዩ ክብሉ ነበር ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ገሊፆም።
መበል 129 በዓል ዓወት ዐድዋ፥ “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር መጥቃዕቲ ምምካት ዘኽእል ዘተኣማምን ቁመና ሃኒፅና ኢና – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ኣብ ልዕሊ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር መጥቃዕቲ ምምካት ዘኽእል ዘተኣማምን ቁመና ምህናፁ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
መበል 129 በዓል ዓወት…