Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ መዓልቲ 30 ሚሊየን ሊትሮ ፈሳሲ ዘፃሪ ዘበናዊ መፃረዪ ጣቢያ ፈሳሲ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መዓልቲ 30 ሚሊየን ሊትሮ ፈሳሲ ናይ ምፅራይ ዓቕሚ ዘለዎ ዘበናዊ መፃረዪ ጣቢያ ፈሳሲ ቦሌ ኣራብሳ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን፡፡
እቲ መፃረዪ ጣቢያ ናይታ ከተማ ፈሳሲ ናይ ምፅራይ ዓቕሚ ቅድሚ…
ኣብ ክልል ዓፋር ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ሃንፈሬ ይውገን ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ኣይሳኢታ ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ሃንፈሬ ይካየድ ኣሎ፡፡
እቲ ሕድሳት ካብ ዘድሊ 174 ሚሊየን 585 ሺሕን 826 ብር ክሳብ ሕዚ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ንምፍላጥ ፅቡቕ ምስላ ክትሃንፅ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኢትዮጵያ ብዝግባእ ኣብ ምፍላጥን ንኻሊእ ዓለም ኣብ ምፍላጥን ፅቡቕ ምስሊ ሃገር ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን፡፡
ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣገልግሎት ወለንታ ንመሃብ…
ሩሲያ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ስርናይ ገይራ ዝብል ሓበሬታ ዝተሰሓሓተ ኢዩ።
ስኑዕ ሓበሬታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ጋምቤላ ተዓቒቦም ንዝርከቡ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን ንኽውዕል ፕሮግራም ምግቢ ዓለም (ደብሊዩኤፍፒ) ዝገበሮ ሓገዝ ንኢትዮጵያ ዝተገበረ ድጋፍ ብዝብል ስኑዕ ሓበሬታ እጋወሐ ይርከብ።
መንግስቲ ሩሲያ…
ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ መስ ሚኒስትር ማሕበራዊ ዕብየት፣ ደገፍ ስድራን ንከያ ድኽነትን ብራዚል ዌሊንግተን ዲያስ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥…
ትማሊ ምሸት ኣብ ደቡብን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ክፍሊታት ኣብ ሰማይ ዝተርኣየ ኣጋጣሚ
ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔስ ሳይንስ ሶሳይቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 1፡30 ኣብ ከባቢታት ደቡብን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ኣብ ሰማይ ዝተርኣዩ እናተቐፃፀሉ ብልዑል ቅልጣፈ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ እኩባት ቁስ ኣካላት ከምዝተርኣዩ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ኣብቶም…
መንግስቲ ምኽኒያታዊ ብዘይኮነ መገዲ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ፅዕንቶ ዝፈጥሩ ተግባራት እናተኸታተለ ስጉምቲ ክወሰድ ኢዩ-ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ምኽኒያታዊ ብዘይኮነ መገዲ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ፅዕንቶ ዝፈጥሩ ተግባራት እናተኸታተለ ስጉምቲ ክወሰድ ኢዩ ክብሉ ሚኒስተር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር) ኣተሓሳሲቦም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ድህረ-ማላቦ ሲኤኤዲፒ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ድህረ-ማላቦ ሓፈሻዊ ፕሮግራም ልምዓት ግብርና ኣፍሪካ(ሲኤኤዲፒ) ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ “ምስጓም ኩለ መዳይ ሽግግር ስርዓት ግብርና ንዘላቒ ኢኮኖሚያዊ ዕብየትን ሓበራዊ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ…
ኣብ ትግራይ ናብ ልምዓት ኣብ ልዕሊ ዘይኣዉ ሰብ ሃፍቲ ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ግብርና ንምውፋር መሬት ወሲዶም ናብ ልምዓት ኣብ ልዕሊ ዘይኣተዉ 24 ሰብ ሃፍቲ ስጉምቲ ተወሲዱ።
ሓላፊ ቢሮ መሬትን ዕደናን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ካልአዩ…
ኣብ ትግራይ ኣብ እዋን ሓጋይ ኣብ 60 ሺሕ ሄ/ር መሬት ዕቀባ ሓመድን ማይን ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝግበር ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ ዘበን እውን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ እያሱ ኣብርሃ(ዶ/ር)፥ ስራሕቲ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኣብ ወርሒ ጥሪ መወዳእታ…