Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ክልላት ዝተመጣጠነ ዕቤት ንኽህልወን ጥንኩር ስርዓት ምሕደራ ሓበራዊ ኣታዊ የድሊ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ዝተመጣጠነ ዕቤት ንኽህሉ ክፍፍል ኣታዊን ምምሕልላፍ ስልሒትን ግልፂን ሓበራዊ ተረባሕነት መሰረት ዝገበረ ክኸውን ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም።
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን÷ ምሕደራ ሓበራዊ ኣታዊ ክፍፍልን…
ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምዕራፍ ልዝብ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ምዕራፍ ልዝብ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ መድረኽ ን7 መዓልታት ዝፀንሕ ኢዩ።
ፈለማ ንልዝብ ዝቐርቡ ተሳተፍቲ ብዘተን ምይይጥን ሓሳባት ኣጀንዳ…
ከንቲባ ኣዳነች ምስ መላእ ኣመራርሓ እታ ከተማ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ መላእ ኣመራርሓ እታ ከተማ ተዛቲየን።
እተን ከንቲባ ነዚ ስዒቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ "ልመናን ጠለብ ርዳእታን ምትራፍ፣ ዕድል ስራሕ ብስፍሓት ምፍጣርን ፅዕንቶ…
ውሕመ ምንቅስቓሳት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ቆራፅነቱ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ምንቅስቓሳት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ዝገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ውሕመን መተሓባበሪ…
ዓለም ለኸ ዓውደ-ምርኢትን ሲምፖዚየምን ካብ ድሕሪ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዓውደ-ምርኢትን ሲምፖዚየምን ካብ ድሕሪ ፅባሕ 22 ክሳብ 24 ግንቦት 2016 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ንካልኣይ ግዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሚሊኒየም ኣዳራሽ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
“ኢትዮጵያ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ…
ሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ቱርክ ኣብ ኢስታንቡል ተኻይዱ።
ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኣብ…
ልኡኽ ኢንቨስትመንት ፓኪስታን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንምዕዛብ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ልኡኽ ኢንቨስትመንት ፓኪስታን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣካይዱ።
ነቶም ኣባላት ሓፈሻዊ ከይዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ዝጠመተ መብርሂ ከምዝተገበረሎም ኣብ ኮርፖሬሽን ልምዓት…
ሃገሮም ብውትድርና ንምግልጋል ዝደለዩ መናእሰይ ናብ ትካል መሰልጠኒ ተፋኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ኣብ 2016 ዓም ካልኣይ ዙር ምልመላ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንሃገሮም ብውትድርና ንምግልጋል ዝደለዩ መናእሰይ ናብ ትካል መሰልጠኒ ተፋኒዮም።
ኣብቲ እዋን ምፍናው ርኢቶኦም ዝሃቡ መናእሰይ÷ ”ናብ ራዊት ምክልኻል ዝተፀምበርና…
ጎስጓስ “ውቁባት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ” ኣብ ክልል ኣምሓራ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ መርሃ ግብሪ ምጅማር ጎስጓስ "ውቁባት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ" ኣብ ከተማ ባህርዳር ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌደራልን ክልልን ተረኺቦም።
ኣይተ ኣረጋ…
ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮያውያን ከም ባህሊ ክሳብ ዝቑፀር ብትግሃት ብምስራሕ ሓምለዋይ ዝለበሰት ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ኢና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮያውያን ከም ባህሊ ክሳብ ዝቑፀር ብትግሃት ብምስራሕ ሓምለዋይ ዝለበሰት ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ኢና ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ኢትዮጵያ ኩለን…