Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ጅግጅጋ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ንምስታፍ ናብ ጅግጅጋ ኣትየን። እተን ፕሬዚዳነት ጅግጅጋ እንትበፅሓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ  ሙስጠፌ ሙሐመድ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ንምኽባር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ…

ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣና ቢጀርድን ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ  ቪክቶሪያ ክዋክዋን ዘተ ኣሳሊጡ። እቲ ዘተ ኣብ ማክሮ ኢኮኖሚን ጉዳያት ልምዓትን ኢትዮጵያ ጠመተ ዝገበረ ከምዝነበረ…

ኣብ ቢሸፍቱ ዝህነፅ ዘሎ መሰልጠኒ ማእኸል ባሕረኛታት መሰራታዊ ሓይሊ ባሕሪ ብዝተትሓዘሉ ትልሚ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቢሸፍቱ ዝህነፅ ዘሎ መሰልጠኒ ማእኸል ባሕረኛታት መሰራታዊ ሓይሊ ባሕሪ ብዝተትሓዘሉ ትልሚ ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጄኔራል ደስታ ኣብቼ፥ እቲ ህንፀት ብዝተቐላጠፈ መገዲ ይሳለጥ ኣሎ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተጣየሸሉ መበል 88 ዓመት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተጣየሸሉ መበል 88 ዓመት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ብመስዋእትነት ሃገር ዘፅንዐ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ምስቲ ምስረታ ብምዝማድ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣካላት…

ልምዓት ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ሓቢርካ ምልማዕ ማእኸል ዝገበረ ኢዩ- ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ሓቢርካ ምልማዕ ማእኸል ዝገበረ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር ) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ምስ ሲ ጂ ቲ ኤን ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ቁፅሪ ህዝቢ ኢትዮጵያ ይውስኽ ምስ ምምፅኡ ተዛሚዱ…

ኣብ ትግራይ ተሓላለፍቲ ሕማማት ንምክልኻል ዘኽእል ፕሮግራም ጥዕና ስድራ ናብ ተግባር ኣተዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተሓላለፍቲ ሕማማት ንምክልኻል ዘኽእል ፕሮግራም ጥዕና ስድራ ናብ ተግባር ከምዝኣተወ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። መራሒ ጉጅለ ፕሮግራም ዝተዋደደ ጥዕና ስድራ እቲ ቢሮ ኣይተ ሚኪኤለ ሓጎስ፥ 16 ኤክስቴንሺን ጥዕና…

ምኽባር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ስርዓት ፌዴራል ንምጥንኻር ልዑል ግደ ኣለዎ- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽባር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ስርዓት ፌዴራል ንምጥንኻር ልዑል ግደ ኣለዎ ክብሉ  ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። እቲ በዓል መሰረት ገይሩ ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ሃገራዊ ሲምፖዚዬም ዝተረኸቡ ኣይተ…

ሐዚ ዘሎ ትውልዲ ክብሪ ሃገሩን ፀለምቲ ህዝብታትን ንክቕፅል ኣፍሪካዊ ትካላት ክድግፍ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚ ዘሎ ትውልዲ ክብሪ ሃገሩን ፀለምቲ ህዝብታትን ንክቕፅል ኣፍሪካዊ ትካላት ክድግፍ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ዓለም ለኸ ታሪኽ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ቅርስን ማእኸል…

ኢትዮጵያ ናብ ጂቡቲ 100 ሺሕ ፈልሲታት ልኢኻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል ሳልሳይ እዋን ናብ ጂቡቲ 100 ሺሕ ፈልሲታት ልኢኻ። ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር፥ ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ሓቢራ ናይ ምልማዕ ትልሚ ብምሓዝ ፈልስታት ናይ ምብፃሕ ስራሕ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…