Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ሃገራዊ ሲምፖዚዬም ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ሃገራዊ ሲምፖዚዬም ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትራት፣ ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።…
ብሄር ብሄረሰባት መበገሲን ሰብ ዋናን ዛንታ ብሄራዊነት ኢዮም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ "እንኳዕ ናብ ንበዓል ኢትዮጵዊነት ኣብፀሐኩም" ብምባል…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ስደት ንዝተመለሱ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀከት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ስደት ንዝተመለሱ ኣስታት 70 ዝኾኑ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀከት ዕላዊ ኮይኑ
እቲ ፕሮጀክት ብዩኤን ሃቢታት፣ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዝድገፍ ኢዩ ተባሂሉ።
ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣር ኣብ…
ብኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ንምስታፍ ጅግጅጋ ኣትዩ።
እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊል ጅግጅጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ማሽነሪ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ዘመናዊ ዱኽዒ ናይ ምህናፅ ባህጊ ከምዘለዎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ማሽነሪ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ዘመናዊ ዱኽዒ ናይ ምህናፅ ባህጊ ከምዘለዎ ተገሊፁ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ዘቲዮም።
እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ…
ትካል “ብሄራዊ ጀግኖችና ህፃናት ኣምባ” ንዋና መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናውቲታት ሕክምና ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል “ብሄራዊ ጀግኖችና ህፃናት ኣምባ” ካብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ዝረኸቦ ናውቲታት ሕክምና ንዋና መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣረኪቡ
ምክትል ኣካቢ ቦርድ እቲ ትካል ሻለቃ ተስፋዬ ወንድሙ፥ ንሓላፊ ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻል…
ገበን ግዕዝይና ንምክልኻል ሓገዝን ምትሕብባርን ህዝቢ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገበን ግዕዝይና ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝን ምትሕብባርን ህዝቢ ተጠናኺሩ ንክቕፅል ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ንተኸታተልቲ መዓልታት “ግዕዝይና ሓበራዊ ፀላኢና ኢዩ፣ ብሕብረት ንቃለስ” ብዝብል መሪሕ…
ምኽባር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ሓቛፊትን ሕብረ ብሄራዊትን ሃገር ንምህናፅ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ-ኣይተ ሙስጠፌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽባር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ሓቛፊትን ሕብረ ብሄራዊትን ሃገር ንምህናፅ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም።
ኣይተ ሙስጠፌ ምኽባር መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት…
መዓልቲ ሕብረት ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዝኽበር ዘሎ መበል 18 ዓመት መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን በዓል፥ “መዓልቲ ሕብረት” ብዝብል ስያመ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሕብረትን ህብረ ብሄራዊነትን ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ብዘጉልህ መገዲ…
ኣብ ኣዲስ ኣባባ ምምሕዳርን ኣጠቓቕማን ንብረት ብኣሰራርሓ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምትግባር ዘኽእል ሶፍትዌር ናብ ስራሕ ኣትዩዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣባባ ምምሕዳርን ኣጠቓቕማን ንብረት ብኣሰራርሓ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምትግባር ዘኽእል ሶፍትዌር ናብ ስራሕ ኣትዩ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝገለፅኡ፥ እቲ ሶፍትዌር መሪቕና ሙሉእ ንሙሉእ ናብ…