Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዘይተገበአ ኣጠቀቓቕማ ህይወት ኣድሕን ምግቢታት ኣብ ግልጋሎት ጥዕና ፅዕንቶ የሕድር ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 ኤፍ ቢ ሲ)ዘይተገበአ ኣጠቀቓቕማ ህይወት ኣድሕን ምግቢታት ኣብ ግልጋሎት ጥዕና ፅዕንቶ እናሕደረ ምዃኑ ሚኒስትር ጥዕናዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
ሚኒስቴር ጥዕና ዘይምምጥጣን ምግቢ ግልጋሎት ጥዕና ናብ ስሩዕ ፕሮግራም ጥዕና ንምእታው ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ኮሚሽን…
ኣብ ሓሙሽተ ከተማታት ክልል ትግራይ ፕሮግራም ሴፍቲኔት ክጅመር ኢዩ – ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ ፍርቂ ቢሊየን ብር ወፃኢ ን10 ኣዋርሕ ዝትግበር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ንምጅማር ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሙኒኬሽን እቲ ቢሮ ኣይተ ሰሎሞን…
ዝተፈላለዩ ተጠርጠርቲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6/2015 ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ተጠርጠርቲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6/2015 ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።
ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ።
ክሳብ ሐዚ በቲ ጉዳይ ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ 23 ከምዘኾኑ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለምለኸ ምትሕብባርን ሩዋንዳ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለምለኸ ምትሕብባርን ሩዋንዳ ቪንሰንት ቢሩታን ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ርክብን…
ፀገም ፀፅታ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ምንቅስቓስ ትካላት ናብ ንቡር ኩነታት ይምለስ ኣሎ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ፀፅታ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ምንቅስቓስ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ናብ ዝነበሮ እናተመለሰ ምዃኑ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃቡዎ…
መበል 34 በዓል ምስረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 34 ፅምብል በዓል ምስረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ።
እታ ማሕበር 6 ነሓሰ 1981 ዓ.ም ዝተመስረተት እንትትከውን÷ ሎሚ መዓልቲ መበገሲኡ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብምግባር ብምርኢት ካርኒቫል…
ኣባል ሃገራት ኢጋድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ብሓባር ንክከላኸላ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ፥ ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ወራር ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ብሓባር ንክከላኸላን ክቆፃፀራን ኣተሓሳሲቡ።
ጉባኤ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኢጋድ 9 ነሓሰ 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ናይሮቢ ኬኒያ ተሳሊጡ።
ለውጢ ክሌማን ሕፅረት ምግቢ ውሕስናን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ሪፐብሊክ ሩዋንዳ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ሪፐብሊክ ሩዋንዳ ቪንሴንት ቢሩታን ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ቀፃሊ ዘሎ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያ ነምጥንኻር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።
ስለዝኾነ ኢትዮጵያን…
መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ንዘሎ ሰፊሕ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ
መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ንዘሎ ሰፊሕ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዘሎ ምቁርራፅ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ሙቐትን ካብ ጎረባብቲ ክልላት ብዝመፅእ ዕስለ ኣንበጣን ሰፊሕ ክስተት…
ናህሪ ዋጋ ንምህዳእ ዘኽእል ምምሕያሽ ፖሊሲ ገንዘብ ክግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ንምህዳእ ዘኽእል ምምሕያሽ ፖሊሲ ገንዘብ ንምግባር ከምዝወሰነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ÷ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡
እቲ መመሓየሺ ፖሊሲ ገንዘብ÷ ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር…