Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ግጥማት ላሊጋ ስፔን ጋንታ ሪያል ማድሪድ ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 29 ሰሙን ፀወታታት ላሊጋ ስፔን ትማሊ ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም።
ኣብቶም ፀወታታት ጋንታታት ኣላቬስን ሪያል ማድሪድን ዓወት ቀኒዑወን።
ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንቫሌንሲያ ኣተኣናጊዳ 3 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ፥ ካሪም ብንዜማ ክልተ…
ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ።
ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ወርሒ መጋቢት ዝተቛረፁ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪሜርሊግ እንግኒዝ ድሕሪ 100 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም።
ብዝተገበረ ስምምዕነት መሰረት እቶም…
ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ዝተጀመረ ላሊጋ ስፔን ጋንታ ሲቪያ ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ላሊጋ ስፔን ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ትማሊ ዳግም ናብ ውድድር ተመሊሱ።
እቲ ውድድር ትማሊ ምሸት እንትጅምር ጋንታታት ሲቪያን ሪያል ቤቲስን ኣራኺቡ።
እቲ ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ዝተጀመረ ውድድር ላሊጋ ስፔን ጋንታ ሲቪያ 2 ን 0…
ማንቼስተር ዩናይትድ ውዕሊ ኦዲዮን ኢጋሎ ኣናዊሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ማንቼስተር ዩናይትድ ናይ ናይጀሪያዊ ተፃዋታይ ኦዲዮን ኢጋሎን ውዕሊ ንተወሰኽቲ ኣዋርሕ ምንዋሓ ኣፍሊጣ።
እታ ጋንታ ነቲ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ክሳብ መፃኢ ወርሒ ጥሪ ንኽተፅነሖ ኣብ ስምምዕ ከምዝበፅሕት ገሊፃ ኣላ።
እቲ…
ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 10 ሰነ ናብ ውድድር ክምለስ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉነበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ተቛሪፁ ዝነበረ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 10 ሰነ 2012 ዓ.ም ናብ ውድድር ከምዝምለስ ተገሊፁ።
እቲ ሊግ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናልን ከምኡ እውን ኣስቶንቪላ ምስ ሼፍልድ ዩናይትድ ብዝገብሩዎም…
ነበር ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ቅዱስ ጊዮርጊስን ተስፋየ ኡርጌቾ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ቅዱስ ጊዮርጊስን ተስፋየ ኡርጌቾ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።
ካብ ዝነብረሉ ሃገረ ኣሜሪካ ንዕረፍቲ ናብ ኢትዮጵያ መፂኡ ዝነበረ ተስፋዬ፥ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ሕክምና እናተኸታተለ ምፅንሑ ካብ ፌዴሬሽን…
ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኩሎም ውድድራት ሊግ ዓመተ 2012 ከምዝተሰረዙ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኩሎም ውድድራት ሊግ ዓመተ 2012 ከምዝተሰረዙ ኣፍሊጡ።
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፌዴሬሽን ከምዝበሎ፥ ኢትዮጵያ ኣብ እዋን ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ምህላዋ ኣብ ግምት ብምእታው እቲ ለበዳ መዓዝ ኣብ ቁፅፅር ከምዝውዕልን እቶም…
ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ንምጅማር ዘኽእል ስነ-ስርዓት ፌርማ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ንምጅማር ዘኽእል ስነ-ስርዓት ፌርማ ተሳሊጡ።
ስራሕቲ ተቛራፃይነት ብኮርፖሬሽን ስቴት ኮንስትራክሽን ኢንጅነሪንግ ቻይና፤ ኤም ኤች ኢንጅነሪንግ ድማ ብኣማኻሪነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ገርጂ ዝህነፅ…
ኣትሌት ብርሃኑ ፀጉ ንኣርባዕተ ዓመታት ካብ ውድድር ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ብርሃኑ ፀጉ ዝተኸልከለ ቅመም ከምዝተጠቐመ ብምርግጋፁ ንኣርባዕተ ዓመታት ካብ ውድድር ከምዝተኣገደ ተገሊፁ።
እቲ ኣትሌት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን “እቲ ቀመም ተጠቒሙ ኢዩ”…
ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣውሮፓ 2020 ንሓደ ዓመት ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ዓመት ክካየድ ተሓሲቡሉ ዝነበረ ሻምፒዮና ፅዋዕ ኩዕሶ እግሪ ኣውሮፓ 2020 ንሓደ ዓመት ንኽናዋሕ ተወሲኑ።
እቲ ሻምፒዮና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ሰነ 2020 ጀሚሩ ንሓደ ወርሒ ንኽካየድ መርሃግብሪ ወፂኡሉ ከምዝነበረ ይፍለጥ።…