ዩትዩብ ምስ ቲክቶክ ዝወዳደር ሓዲሽ መተግበሪ ኣብ ህንዲ ክፍትን እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩትዩብ ምስ ቲክቶክ ዝመሳሰልን ዝወዳደርን ሓዲሽ መተግበሪ ሰሪሑ ኣብ ህንዲ ክፍትኖ ምዃኑ ገሊፁ።
ዩትዩብ ኣብዚ ሓዲሽ ዝዝርግሖ ዘሎ…
ኣብ ኢትዮጵያ ውፅኢት ምርመራ ኮቪድ 19 ብመልእኽቲ ፅሑፍ ሞባይል ንምፍላጥ ዘኽአል ኣሰራርሓ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውፅኢት ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ንተመርመርቲ ብመልእኽቲ ፅሑፍ ሞባይል 8335 ንምፍላጥ ዘኽእል ኣሰራርሓ ምጅማሩ ኢኒስቲትዩት ጥዕና…
ፌስቡክን ትዊተርን ሩሲያ ኣብ መረፃን ካልኦት ጉዳያትን ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ዝተፈጠሩ ኢዮም ንዝበሉዎም ገፃት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌስቡክን ትዊተርን ሩሲያ ኣብ መረፃን ካልኦት ጉዳያትን ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ዝተፈጠሩ ኢዮም ንዝበሉዎም ገፃት ከምዝዓፀዉ ኣፍሊጦም።
እቲ…
ብኢትዮጵያዊ መንእሰይ ዝተምሃዛ ክልተ ውፂኢታት ፈጠራ ድሮን ዕላዊ ኮይነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኢትዮጵያዊ መንእሰይ ናኦል ዳባ ዝተምሃዛ ክልተ ውፂኢታት ፈጠራ ድሮንን መለክዒ መጠን ረስኒ ቫይረስ ኮሮናን ዕላዊ ኮይነን።
እተን…
ማልት ብምኽንያት ቫይረስኮረና ዝተቛሪፀ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝትክእ ሞባይል ሆትላይን ተተኣታቱ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝተቋሪፀ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝትኽእ ሞባይል ሆትላይን ተተኣታቱ ምህላው…
ትግርኛ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ንምብራቕ ኣፍሪካ ዘገልግል ካልኣይ ቻናል ኦ.ቢ.ኤን ብብርኪ ፈተነ ፈነውኡ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሮድካስቲንግ ኔትዎርክ ኦሮሞ(ኦ.ቢ.ኤን) ትግርኛ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ንምብራቕ ኣፍሪካ ዘገልግል ካልኣይ ቻናሉ ብብርኪ ፈተነ ፈነውኡ…
ተመራመርቲ ቻይና ኣብ ውሽጢ 15 ደቒቕ ንቫይረስ ኮረና ክፈሊ ዝኽእል መሳርሒ ዕላዊ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተመራመርቲ ቻይና ኣብ ውሽጢ 15 ደቒቕ ንቫይረስ ኮረና ክፈሊ ዝኽእል መሳርሒ ዕላዊ ገይሮም።
ብሰብ ሞያታት ሕክምና መተንፈሲ ኣካላት ኣቢሉ…
ትዊተር ሰራሕተኛታቱ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ንኽሰርሑ ኣዚዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ቴክኖሎጂ ትዊተር ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ብዝብል ሰራሕተኛታቱ ካብ ገዝኦም እንተይወፅኡ ስረሖም ክሰርሑ ኣዚዙ።
እቲ…
ፌስቡክ ምስ ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ኣብ ገፁ ዝወፅኡ መደናገርቲ ምልክታታት ከምዝእግድ ኣፍሊጡ
አዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቡክ ምስ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ኣብ ገፁ ዝወፅኡ መደናገርቲ ምልክታታት ከምዝእግድ ኣፍሊጡ።
እቲ ኩባኒያ፥ ቫይረስ ኮሮና…