ኣግባብ ዘይኮኑ ምስሊታት ዘይቐርፅ ዘበናዊ ሰልኪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣግባብ ዘይኮኑ ምስሊታት ንምልዓል ዘይፈቅድ ዘበናዊ ስማርት ሰልኪ ዕላዊ ኮይኑ።
“ቶን ኢ 20” ዝብል ሽም ዝተውሃቦ እቲ ዘበናዊ ስልኪ፥…
160 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ትምህርቲ ተረባሕቲ ኮይነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) 160 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ዲጂታል ትምህርቲ ተረባሕቲ ንክኾና ከምዝገበረት…
ብዘይ ገናሕቲ ትሰርሕ ተሸከርካሪት መመላለሲት ኣቐሑት ፈተነ ክትገብር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመጀመርታ ግዘ ብዘይ ገናሕቲ ትሰርሕ ተሸከርካሪት መመላለሲት ኣቐሑት ኣብ ጎደናታት ኣሜሪካ ፈተነ ትገብረሉ ፍቓድ ረኺባ።
እታ ተሸከርካሪት…
ናሳ ብዛዕባ ፀሓይ ሓበሬታታት ትእክብ ሓዳሽ መንኮራኹር ናብ ህዋ ክልእኽ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ (ናሳ) ብዛዕባ ፀሓይ ሓበሬታታት ትእክብ ሓዳሽ መንኮራኹር ናብ ህዋ ከምዝልእኽ ኣፍሊጡ።
እታ ብምትሕብባር ናሳን…
ቻይና ኣብ ማርስ እተካይዶ መፅናዕቲ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ሓምለ ክትጅምር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ኣብ ማርስ እተካይዶ ፈላማይ ሳይንሳዊ መፅናዕቲ ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ሓምለ ከም እትጅምር ዕላዊ ገይራ።
ነቲ መፅናዕቲ ተካይድ ሳትላይት…
ጭዋዳ ገናሕቲ መኪናን ተሳፈርቲን ዘነቓቕሕ ወምበር ተሽከርካሪ ተሰሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ላንድ ሮቨር ጃጓር ኣሽከርከርቲ መኪና ኣብ ዝገንሑሉ እዋን ጭዋዳታቶም ንኽነቓቐሕ ዝሕግዝ ወምበር ከፍሪ ምኽኣሉ ኣፍሊጡ።
እቲ ወምበር…
ፌስቡክን ኢንስታግራምን ንሓሳብ ጀኔራል ሱለይማኒ ዝድግፉ ሓበሬታታት ካብ ገፆም የወግዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌስቡክን ኢንስታግራምን ብኣሜሪካ ንዝተቐተለ ጀኔራል ኢራን ቃሲም ሱለይማኒ ዝድግፉ ሓሳባትን ሓበሬታታትን ካብ ገፆም የወግዱ ምህላዎም ተገሊፁ።…
ካፒታል ኔዳምኮ ኣብ ዓውዲ ቴክነኖሎጂ 10 ሺሕ መናእሰይ ናይ ምስልጣንን ናብ ስራሕ ናይ ምእታውን ድሌት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካፒታል ኔዳምኮ ዝተብሃለ ኩባኒያ ቴክኖሎጂ ኔዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘፈር ቴክነኖሎጂ 10 ሺሕ መናእሰይ ናይ ምስልጣንን ናብ ስራሕ ናይ…
ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኦስትሪያ ልዑል መጥቃዕቲ ሳይበር ምፍፃሙ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ሚኒስቴር ቤተ ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ኦስትሪያ ልዑል መጥቃዕቲ ሳይበር ምፍፃሙ ተገሊፁ።
እቲ መጥቃዕቲ፥ ብካሊእ ሃገር ዝተቐነባበረ…