ኣብ ኢትዮጵያ 59 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዝኾኑ ሰባት ቁፅሪ ስልኪ ከም ይሕለፍ-ቃል ይጥቀሙ – መፅናዕቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ተጠቀምቲ ግልጋሎት ኢንተርኔት 59 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዝኾኑ ቁፅሪ ስልኪ ከም ይሕለፍ-ቃል /password/ ከምዝጥቀሙ…
ቻይና ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ 5ጂ በይነ መረብ ሳትላይት ዕላዊ ክትገብር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋላክሲ ስፔስ ዝተብሃለ ኩባኒያ ቻይና ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ በይነ መረብ ሳትላይት ዕላዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።
ነቲ ሓዱሽ ሳትላይት …
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ክፍሊ ምትሕብባር ቴክኒክ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ክፍሊ ምትሕብባር…