ቢትኮይን ኣብ ታሪኩ ልዑል ወሰኽ ኣርእዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢትኮይን ዝተብሃለ ክሪፕቶከረንሲ ልዕሊ 109 ሺሕ ዶላር ብምብፃሕ ኣብ ታሪኩ ልዑል ወሰኽ ምምዝጋቡ ተገሊፂ።
ከም ቢትኮይን ዝመሉ…
ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ሓበሬታ ፖሊዮ ዝውዘዐሉ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ብምጥቃም ሓበሬታ ፖሊዮ ዝውዘዐሉ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ "ፖሊዮኣንቴና" ዝተብሃለ መተግበሪ፥ ኣብ…
ናሳ ቀረባ ብዝኾነ ርሕቐት መንኮራኹር ንምሕላፍ ፃዕሪ ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጣቢያ ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ (ናሳ) ፓርከር ሶላር ፕሮብ ንፀሓይ ቀረባ ብዝኾነ ርሕቐት መንኮራኹር ንምሕላፍ ፃዕሪ እናገበረ ከምዝኾነ…
15 ሚሊየን ጊጋ ባይት ሓበሬታ ናይ ምኽዛን ዓቕሚ ከምዝተሃነፀ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ 15 ሚሊየን ጊጋ ባይት ሓበሬታ ክኽዝን ዝኽእል ዓቕሚ ከምዝሃነፀት ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡…
መጥቃዕቲ ሳይበር ብኸመይ ምቁፅፃር ይከኣል?
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መጥቃዕቲታት ሳይበር ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምቁፅፃር ከምዝከኣል ይንገር፡፡
ካብ ሞንጎ እዞም ሜላታት መቆፃፀሪ መጥቃዕቲታት ሳይበር ስዒቦም…
ኣብ መቐለ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዕዳጋ ዝኣተዋ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ጠለበን እናወሰኸ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዕዳጋ ዝኣተዋ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ብተጠቀምቲ ጠለበን እናወሰኸ ምምፅኡ ኣቕረብቲ ተሸከርከርቲን…
ኢትዮጵያ 95 ሚኢታዊ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ንምጥቃም ትሰርሕ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓመታት 95 ሚኢታዊ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ኣብ ረብሓ ንምውዓል እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ትራንስፖርትን…
ጉዳይ ቀረፅ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣትዋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ሙሉእ ንሙሉእ ተገጣጢመን ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣትዋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ 15 ሚኢታዊ ቀረፅ ጉምሩክ ዝቑረፀለን ዝነበረ 5…
ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ንምግጥጣም ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ንምግጥጣምን ኣብ ጉዳያት ቴክኒክ ሓቢርካ ንምስራሕን ዝዓለመ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥…