ንነበርቲ ሓበራዊ ግልጋሎት ዝህቡ መሰረተ ልምዓታት ምምላኦም ርእይና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ፕያሳ ኣብ ዝኣተዉሎም መንደራት ሓበራዊ ግልጋሎት ዝህቡ መሰረተ ልምዓታት ምምላኦም ርእይና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ ሎ ኣብ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ነበርቲ ፕያሳ ኣብ ዘለውሉ መንደራት ዑደት…