ኢትዮጵያውያን ንፀገሞም ብጥበብ መዕለቢ ኣብ ምምፃእ ወነንቲ ልዑል ልምዲ ኢዮም – ሙሳ ፋኪ መሃማት
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያውያን ንፀገሞም ብጥበብ መዕለቢ ኣብ ምምፃእ ወነንቲ ልዑል ልምዲ ኢዮም” ክብሉ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ገሊፆም።
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት 'ኲናት የኣክል፤ ሰላም ነፅንዕ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…