ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ ትግራይ ኣምሪሑ Desta Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕብረት ኣውሮፖ ዳይሬክተር ትካላት ወሃብቲ ሓገዝ ሓውሲ ሰሃራ ኣፍሪካ፣ ኤስያን ላቲን ኣመሪካን ኣንድሪ ኮልማህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ከተማ መቐለ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ትግራይ፥ ምስ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩነታት ፀፅታ ንምጥንኻር ዝተዋደደ ስራሕ ኣካላት ፀፅታ የድሊ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተመሓየሸ ዝመፅአ ኩነታት ፀፅታ ንምጥንኻር ዝተዋደደ ስራሕ ኣካላት ፀፅታ ከምዘድሊ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም። መበል 14 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኮሚሽነር…
ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጣ ነዳዲ ብስርዓት ዲጂታል ክፍሊት እናተኻየደ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ 153 መከፋፈሊ ነዳዲ መሸጠአን ብስርዓት ዲጂታል ክፍሊት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ኩለን መዕደሊ ነዳዲ ሰብ ሞያን ተወከልቲ ቴሌብርን ተዋፊሮም ኣድላዪ ሓገዝ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ዜጋታታ ካብ ሱዳን ክተውፅእ ኢያ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ዜጋታታ ካብ ሱዳን ክተውፅእ ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ስጉምቲ ኣብ ሱዳን ዝተወለዐ ጎንፂ ስዒቡ ዝተወሰነ ከምዝኾነ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ። ቻይና ኣብ ካርቱም ዝርከቡ ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ዜጋታት ድሕንነቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ፀገም እንተጋጥማ ብተደጋጋሚ ደገፍ ገይራ ኢያ – ቲቦር ናዥ Desta Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ፀገም እንተጋጥማ ብተደጋጋሚ ደገፍ ዝገበረት ሃገር አያ ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣፍሪካ ከምኡውን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ቲቦር ናዥ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲን ውድብን ይሳለጥ ኣሎ Desta Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትሽዓተ ኣዋርሕ መንግስቲን ውድብን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ብተወሳኺ ምድላው ትልሚ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ሸኔ ዝግበር ድርድር ድሕሪ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሸኔ ዝግበር ድርድር ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ታንዛኒያ ከምዝጅመር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ህዝቢ ወለጋ እፎይ ንኽብል ኩሉ ወገን ናይ ባዕሉ ግደ ንኽፃወት እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ብኻሊእ መዳይ ኣብ ዝቕፅል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ዓመት ካብ ምውጋእ 20 ዓመት ምዝታይ ይሕሽ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ጎንፂ ጠጠው ኣቢልካ ሰላም ንምፍጣር እኹል ዘይኮነ ምኽንያትን ትኽክለኛ ዘይኮነ ግዘን የለን” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት 'ኲናት የኣክል፤ ሰላም ነፅንዕ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብዝተትሓዘሉ ትልሚ እናተፈፀመ ከምዝርከብ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ዝተፈረመ ስምምዕነት ብዝተትሓዘሉ ግዘ እናተፈፀመ ከምዝኾነ ተዛሪቦም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት 'ኲናት የኣክል፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ህዝቢ ትግራይ መልእኽቲ ሰላምን ፍቕሪን ሒዘ መፂአ ኣለኹ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ህዝቢ ትግራይ መልእኽቲ ሰላምን ፍቕሪን ሒዘ መፂአ ኣለኹ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት 'ኲናት የኣክል፤ ሰላም ነፅንዕ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…