ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ሰራሕተኛታትን ትሕብብሮም ንምጥንኻር ተላዚቦም Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ሰራሕተኛታትን ትሕብብሮም ንምጥንኻር ተላዚቦም። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳየን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ጊልበርት ሃንግቦው ተመያዪጠን። እቲ ዘተ፥ ኣብ ጄኔቫ ካብ 27…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ዝተጣየሸ ግዚያዊ ምምሕዳር ፀገም ህዝቢ ትግራይ ፈታሒ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ጠመተ ገይሩ ክሰርሕ ትፅቢት ከምዝገብር ተሓቢሩ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ዝተጣየሸ ግዚያዊ ምምሕዳር ፀገም ህዝቢ ትግራይ ፈታሒ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ጠመተ ገይሩ ክሰርሕ ትፅቢት ከምዝገበር ተሓቢሩ። ንኣስታት ክልተ ዓማዉቲ መሃያ ከይተኸፈሎ ንዝፀንሐ ሰራሕተኛ መንግስቲ መሃያ ምኽፋልን ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ናይ ምፅኣት እዋን ከጋጥም ኢዩ፤ ሞትን ምምዝባልን ክህሊ ኢዩ” ብዝብል ስግኣት ብስደት ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ዝተብሃሉ ኡጋንዳዊያን ተረኺቦም Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናይ ምፅኣት እዋን ከጋጥም ኢዩ፤ ሞትን ምምዝባልን ክህሊ ኢዩ” ብዝብል ስግኣት ብስደት ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ዝተብሃሉ ኡጋንዳዊያን ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር መለስ ኣለም፥ እቶም ኡጋንዳዊያን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእሉ ዕዉታት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም-ውድብ ብልፅግና Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእሉ ዕዉታት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 2010 ዓ.ም ስእነት ስራሕ፣ ናህሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ኣብ ህዋ ብምዃን ዘልዓሎ ምስሊ ዳሉል ንኢትዮጵያውያን ኣረኪቡ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌይ ኩድ ስቨርቺኮቭ ኣብ ህዋ ብምዃን ዘልዓሎ ምስሊ ዳሉል ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምምፃእ ንኢትዮጵያውያን ኣረኪቡ። ሰርጌይ ኩድ ስቨርቺኮቭ፥ ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ዓለም ለኸ ማእኸል ህዋ ን185 መዓልታት ዝፀንሐ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ኢትዮጵያ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። ስርዓት ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ኩለ መዳይ፣ ተመሳሳሊን ኣተኣማማኒን ነበርቲ እዛ ሃገር ዝምዝገብሉ ስርዓት ብምዝርጋሕን ሓበሬታ ተመዝገብቲ ብምሓዝ ሰርዓት ኣጠቓቕማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምስግጋር እትገብሮ ፃዕሪ ማሕበረሰብ ዓለም ደገፍ ይህብ ኣሎ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምስግጋር እትገብሮ ፃዕሪ ማሕበረሰብ ዓለም ደገፍ ይህብ ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ መለስ ኣለም፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዩሮ ሰብኣዊ ደገፍ ክገብር ኢዩ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዩሮ ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝገብር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እቲ ሕብረት ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ብሓፈሻ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንሰብንኣዊ ደገፍ ዝኸውን 331 ሚሊየን ዩሮ ከምዝህብ ዕላዊ ገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትውልዲ ምድማር ማእኸል መዘናግዒ ስፖርት ንህፃናትን መናእሰይን መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ትውልዲ ምድማር ማእኸል መዘናግዒ ስፖርት ንህፃናትን መናእሰይን መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ኣመራርሓ ከተማን ክፍለ ከተማን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሞሮስን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ኣዛሊ ኣሱማኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሰደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…