ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ጄሲካ ኣሉፖ ዘቲዮም Desta Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ሜጀር ኣውፖ ጄሲካ ኣሉፖ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ዞባዊን ክልቲአዛዊን ዛዕባታት ዝጠመተ ከምዝነበረ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ምዝዛሙ ገሊፁ Desta Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጠ መበል 36 መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ምዝዛሙ ገሊፁ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እቲ ጉባኤ ብሰላም ንምዝዛም ዘኽአሉ ስራሕቲ ምስ መገዲ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት አመስጊኖም Desta Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ይሰርሓ ኣለዋ – ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር እናሰርሓ ምዃነን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ኣብሽር ኦማር ሁሩሲ ገሊፆም። ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካእናተሳተፉ ዝርከቡ እቶም ሚኒስትር፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ኣብ 2023 ንኣፍሪካ ካብ 50 ቢሊየን ዶላር ዘይንእስ በጀት ከምዝምድብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ 2023 ንኣፍሪካ ካብ 50 ቢሊየን ዶላር ዘይንእስ በጀት ከምዝምድብ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኦስማኔ ዲያጋና ገሊፆም። ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኦስማኔ ዲያጋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኻዊ ምትሕበባራት ኣብ ምድንፋዕ ርኡይ ግደ እናተፃወተ ይርከብ – ቭላድሚር ፑቲን Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ በዓል ብዙሕ ወገን ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ሰብኣዊን ምትሕበባራት ኣብ ምድንፋዕ ርኡይ ግደ እናተፃወተ ከምዝርከብ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን መበል 36ን ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮ ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ – ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮ ብዕቱብ ምስራሕ ከምዝግባእ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ገሊፀን። ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፥ ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማዊት እመቤታት መደረ ኣስሚዐን፡፡ እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ መደረአን÷ ኣብ ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ፕሬዚዳንታዊ ሊቢያን ሚኒስትር ዲኤታ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬትን ተዛቲዮም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ ኣብ ዘተኦም ኣብ ክልተኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ፕሬዝደንት ቤት ምኸሪ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዝደንት ቤት ምኸሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርልስ ሚሸል እቲ ሕብረት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ዛዕባ ብምድሃብ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተኦም ኢትዮጰያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕዝነት ቻይና ኣፍሪካ ንምጥንኻር ምስ መራሕቲ ኣፍሪካ ንምስራሕ ድሉው ከምዝኾኑ ዢ ሺን ፒንግ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነት ቻይና ኣፍሪካ ንምጥንኻር ምስ መራሕቲ ኣፍሪካ ንምስራሕ ድሉው ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ሺን ፒንግ ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት መበል 36 ጉባ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እንኳዕ ደስ በለኩም…