ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ምዕራፍ መኣዲ ንሃገር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ምዕራፍ መኣዲ ንሃገር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ተኻይዱ። መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶት ካልኣይ ምዕራፍ መኣዲ ንሃገር÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝርከቡ ክሳብ ሕዚ ተበፃሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖርት ስርናይ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ክኢልና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኤክስፖርት ስርናይ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ክኢልና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ ሎሚመዓልቲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ተረኺቦም ኤክስፖርት ፍርያት ስርናይ ኢትዮጵያ ኣጀሚሮም። ነዚ ኣመልኪቶም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትእስሳርን ትሕብብርን ንግዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ-ኣምባሳደር ጀማል በክር Desta Feb 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በክር ምትእስሳርን ትሕብብርን ንግዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ንምጥንኻር ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ምስ ቴሌቪሽን ፓኪስታን “PTV World” ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ክልቲአን ሃገራት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ቻይና ሓዱሽ ማዕቐብ ኣንቢራ Desta Feb 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ቻይና ሓዱሽ ማዕቐብ ከምዘንበረት ተገሊፁ። እቲ ማዕቐብ ዝተነበረ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣሜሪካ(ፔንታጎን)”ስለላ” ኢዩ ኢሉ ዝጠርጠሮ ተንሳፋፊ ጓንቲ ቻይና ብሚሳኤል ወቒዑ ድሕሪ ምውዳቑ ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ምስ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሺሕ ብርኪታት ምፅዳቖም ተገሊፁ Desta Feb 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ 1 ሺሕን 435 ብርኪታት ምፅዳቖም ኢንስቲትዩት ደረጃታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ዝፀደቑ 268 ቅድመ ሐዚ ዘይተዳለዉን ኣብዚ ሐዚ እዋን ተዳሊዮም ዝቐረቡን ሓደሽቲ ብርኪታት ከምዝኾኑ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 100 ዘመናዊ ኣብቶቡሳት ትራንስፖርት ከተማ ስራሕ ኣጀሚረን Desta Feb 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 100 ዘመናዊ ኣብቶቡሳት ትራንስፖርት ከተማ ስራሕ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ፀገም ትራንስፖርትን መገዲን ንምቕራፍ እቲ ምምሕዳር ከተማ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ ተዛሪበን። 200 ዝተረፋ ኣብቶቡሳት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሕርሻ ምስ ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ልምዓት ሕርሻ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ምስ ተወካሊን ዳይሬክተርን ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ልምዓት ሕርሻ ኣብ ኢትዮጵያ ማዊራ ቺቲማ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ብዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ሕርሻ ዝተሳለጡ ስራሕቲን ብዝተረኸቡ ውፅኢታትን ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ክልላት ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ክልላዊ መንግስታት ዝተውሃበ መግለፂ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስታት ኦሮሚያ፣ ዓፋር፣ ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ፣ ሶማሌ፣ ሃረሪ፣ ደቡብን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ኣወፂኦም።…
ቢዝነስ ኢትዮ-ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ናይ ውልቀ ዓውዲ ንምዝውዋር ዓለም ለኸ ጨረታ ወፂኡ Desta Feb 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮ-ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ናይ ውልቀ ዓውዲ ንምዝውዋር ዓለም ለኸ ጨረታ ዳግም ወፂኡ። ሐዚ ዝወፅአ ጨረታ 45 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ-ቴሌኮም ንዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ንምቕራብ ዝዓለመ ምዃኑ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ጨረታ ምክፋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ፌዴራል ጥራሕ ብግዕዝይና ክስረቕ ዝነበረ 753 ሚሊየን ብር ክድሕን ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Feb 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ፌዴራል ጥራሕ ብግዕዝይና ክስረቕ ዝነበረ 753 ሚሊየን ብር ክድሕን ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ተስፋዬ ሻሜሮ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብብርኪ ፌዴራል…