Fana: At a Speed of Life!

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣምሓራ፣ ጋምቤላን ሲዳማን በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላን ኡመድ ኡጁሉን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሊዳሞን በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል…

በዓል ከተራ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ከተራ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሎሚ ኣብ መላእ ሃገር ታቦታት ካብ ኣድባራት ወፂኦም ብካህናት፣ ዲያቆናትን ምእመናንን ተዓጂቦም ናብ ጥምቀተ ባሕሪ ይወርዱ። ታቦታት ምሕዳሮም…

681 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብክልተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 681 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 11 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 670 ደቂ ተብዕትዮ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…

በዓል ጥምቀት ብሰላም ንኽኽበር ኩሉ ዜጋ ግድኡ ንኽዋፃእ መንግስቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ በዓል ጥምቀት ብሰላም ንኽኽበር ኩሉ ዜጋ ከባቢኡ ብንቕሓት ብምሕላውን ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምትሕብባርን ሓላፍነቱ ንኽዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ÷ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም መግለፂ ሂቦም፡፡…

ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲ ንምዝዛም መንግስቲ ዝጀመሮም ፃዕሪታት ሕዚ እውን ኣጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲ ንምዝዛም መንግስቲ ዝጀመሮም ፃዕሪታት ሕዚ እውን ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ለገሰ ቱሉሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ብኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም…

ኣብ ትግራይ ክታበት ፀረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክታበት ፀረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮናን ካልኦት ስሩዓት ክታበታትን እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ ኣያሌው ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሰላም ስምምዕነት ስዒቡ ኣብ ዓውዲ…

ዝተፈለለያ ክልላት በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈለለዩ መንግስታት ክልል በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ በዓል ጥምቀት ካብ ሃይማኖታዊ ትሕዝቱኡ ብተወሳኺ ማሕበራዊ ርክብ ኣብ ምጥንኻር…

ርዕሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ÷ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና “እንኳዕ ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ኣብፀሐኩም” ኢሎመ፡፡…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለወይቲ ተወካሊት ውድብ ሕራት መንግስታት ተዛቲየም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለወይቲ ተወካሊት ውድብ ሕራት መንግስታት ኣምባሳደር ራባብ ፋጢማ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲየም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም፥ ብልምዓት ድሕሪት ዝተረፋ ሃገራት፣ በሪ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልክእኽቶም÷ በዓል ጥምቀት ብዙሕ ትርጉም ሒዙ ዝኽበር በዓል ከምዝኾነ ብምሕባር፤ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና…