ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመት ሂበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተሸሙ 14 ባዐል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደራትን 7 ኣምባሳደራተን ደብዳበ ሽመት ሂበን።
እቲ ስነ ሰርዓት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነንን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…