ኣመራርሓ ኮርፖሬሽን ፓርኪታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ምስ መራሒ ጉጅለ ኩባኒያታት ሩሲያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕን ኣመራርሓን ኮርፖሬሽን ፓርኪታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ፤ ምስ መራሒ ጉጅለ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣቲዮም ምፍራይ ድሌት ዘለዎም ኩባኒያታት ሩሲያ ተዛቲዮም።
እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓማውቲ ብዛዕባ ዘሳለጦምን ሃኒፁ…