Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተሸሙ 14 ባዐል ሙሉእ ስልጣን  ኣምባሳደራትን 7 ኣምባሳደራተን ደብዳበ ሽመት ሂበን። እቲ ስነ ሰርዓት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነንን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣብ ኣዲሰ ኣበባ በዓል ጥምቀት ኣብ ጃንሜዳን ሓዊሱ ኣብ 83 ቦታታት ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ጥምቀት ጃንሜዳን ሓዊሱ ኣብ 83 ቦታታት ከምዝኽበር ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሊቀ ጳጳስ እቲ ሃገረ ስብከት ብፁእ ኣቡነ ሄኖክ ንተኸተልቲ እቲ እምነት ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም÷ እቲ…

መገዲ ክፍሊት ኣዲስ-ኣዳማ ዋና መውፅኢ ኣዳማ ንዘይተወሰነ እዋን ክዕፆ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ክፍሊት ኣዲስ-ኣዳማ ዋና መውፅኢ ኣዳማ ንዘይተወሰነ እዋን ክዕፆ ከምዝተገበረ ኢንርፕራይዝ መገዲ ክፍሊት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንተርፕራይዝ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ትማሊ ምሸት ሰዓት 4፡45 ናብ ኣዳማ ኣረቂ ፅዒና…

ኣብ ልዕሊ ተሸከርካሪት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ተሸከርካሪት ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት እንትሓልፍ 10 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣይተ ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ህንፀት ፓርክ ለሚ ብወግዒ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ህንፀት ፓርክ ለሚ ብወግዒ ኣጀሚረን። እቲ ኣብ 14 ሺሕን 400 ካሬ ሜትር መሬት ዝዓርፍ ፓርክ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝሓትት ተሓቢሩ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ኣብ…

1 ሺሕን 171 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 171 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 83 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 55 ደቂ ተብዕትዮን 33…

ድሕሪ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዲፕሎማሲ ዓለም ዘለዋ ተቐባልነት ክብ ምባሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሃገርና ዝተፈጠረ ጎንፂ ነቲ ኣብ ደገ ዝስራሕ ዲፕሎማሲ ዓብይ ፈተና ከምዝነበረ ምስ መሶብ ፋና ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ጋና ኣንባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሃደራ ኣበራ ሓቢሮም ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሃገርና…

ኢትዮጵያ ምስ ሕቡራት  ኢሚሬትስ ዓረብ ዘለዋ ኩሉ መዳይ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሕቡራት  ኢሚሬትስ ዓረብ ዘለዋ ኩሉ መዳይ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኢትዮጵያን ሕቡራት  ኢሚሬትስ ዓረብን ብዓውዲታት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ከልቲኣዊ ርክብ ንምጥንኻር ዝዓለመ…

ሓፀርቲ ስፖርታዊ ሓሬታታት ዕለተ ሰኑይ

ሞሮኮ ካብ ውድድር ቻን ንባዕላ ምግላላ ተሓሩ፤ ነዚ ስዒቡ ኣብ መርሃ ግብሪ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ምስ ሞሮኮ ፀወታ ዝነበራ ሱዳን ብፎርፌ ተዓዋቲት ኮይና፡፡ “ፅዋዕፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ናይ ምዕታር ዓቕሚ ኣለና” ክብል ፈረንሳዊ ተኻላኻላይ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ራፋይል ቫራን ተዛሪቡ፡፡…

ከተማ ነበለት ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁዋ ዝነበረ ከተማ ነበለት ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸበት ኣገለግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፅገና ብምኽኒያት ኲናት ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት ምዝዛሙ ስዒቡ እቲ…