Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ “ልቀት ካርበን” ናብ ባዶ ንምብፃሕ ሸቶ ኣቐሚጣ ትሰርሕ ኣላ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ “ልቀት ካርበን” ናብ ባዶ ንምብፃሕ ሸቶ ኣቐሚጣ ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘላቒ ምዕባለ ኢኮኖሚን ለውጢ ክሌማን ኣብ ዝዛተ መበል 15 ዓለም ለኸ ጉባኤ…

ኣምባሳደር ሱለይማን ደደፎ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሱለይማን ደደፎ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ብምዃን ተሾይሞም። ኣምባሳደር ሱለይማን ቅድሚ ሕዚ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣቡዳቢ ብምዃን ምግልጋሎም ይዝከር፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ መሓመድ ጀማል ምክልት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣቡ ዳቢ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ስነሰርዓት ሰሙነ ሳስቴኔቢሊቲ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ናብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ፣ ኣቡ ዳቢ ኣትዮም። ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መኽፈቲ ስነሰርዓት ሰሙነ ሳስቴኔቢሊቲ ይሳተፉ ኣለዉ። ናይ ኣቡዳቢ ሰሙነ ሳስቴኔቢሊቲ (ADSW) ዘላቒ ልምዓት ነምቅልጣፍን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ጥምቀት ተኸቢሩ ክሳብ ዝዛዘም ሞተር ብሽክሊታ ምሽክርካር ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር ካብ ሎሚ መዓልቲ 08 ጥሪ 2015 ዓ.ም ሰዓት 6:00 ጀሚሩ ክሳብ ሓሙስ 11 ጥሪ ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣጋምሸት ሰዓት 12:00 ሞተር ብሽክሊታ ምሽክርካር ዝተኸልከለ ከምዝኾነ ኤጀንሲ ማኔጅመንትትራፊክ ኣፍሊጡ። እቲ…

ብኣይተ ካሳሁን ጎፌ ዝተመርሐ ልኡክ ምስ ሚኒስትር ንግዲን ቱሪዝምን ጅቡቲ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ዝተመርሐ ልኡክ ምስ ሚኒስትር ንግዲን ቱሪዝምን ጅቡቲ ዓሊ ዳውድ ተዛቲዩ። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ስምምዓት ፍርያት ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ትኹረት ገይሮም፡፡ እቲ ጉጅለ…

ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌተት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር÷ ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ 1 ሰዓት 34 ማይክሮ ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ። ብደቂ…

ኮንግረስ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ መረፃ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ኮንግረስ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ነቲ ሪጅን ዝመርሑ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ተመሪፆም፡፡ ብመሰረት እዚ÷ ጄነራል ጃክሰን ቲዊ ካብ ኬንያ ፕሬዚዳንት ብምዃን እንትምረፁ÷ ሚስተር…

በዓል ጥምቀት ብሓድነት፣ ክብሪታቱን ባህላዊ ህያባቱን ሓሊዩ ክኽበር ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ወናኒት ብዝሃ ቋንቋን ሃይማኖትን ኣብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ኣደባባይ ዝኾነ በዓል ጥምቀት ብሓድነት፣ ክብሪታቱን ባህላዊ ህያባቱን ሓሊዩ ክኽበር ይግባእ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምትእስሳር ህዝቢ…

ኣብ ስፔን ዝተኻየደ ናይ ጎደና ጉያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ዝተኻየደ 10 ኪሎ ሜትሮ ጉያ ጎደና ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ። እቲ ውድድር 29 ደቒቕን 19 ሰከንድን ብምእታው ኢያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ክትዕወት ክኢላ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተደጋጋሚ ገበን ክፍፅሙ ዝነበሩ ውልቀሰባትን ገበን ዝፍፀመሎም ከባቢታትን ብዝተገበረ ስራሕ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም…