ብዋና ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ኡጋንዳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ኡጋንዳ ሌተናል ጀነራል ሙሆዚ ኪኑሩጋባ ዝተመርሐ ላዕለዎት ወተሃደራዊን ድሕንነትን ኣመራርሓ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ።
ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ብዛዕባ እቲ ግድብ መብርሂ ተዋሂቡ።…