ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቕዓት ሰብ ሞያ ጥዕና ፅርየት ንዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕና ወሳኒ ኢዩ-ዶ/ር ሊያ ታደሰ Desta Mar 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቕዓት ሰብ ሞያ ጥዕና ፅርየት ንዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕና ወሳኒ ኢዩ ክብላ ሚኒስተር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን። ማሕበር ሕክምና ኢትዮጵያ መበል 59 ዓመታዊ ጉባኤኡን ዓለም ለኸ ዓውደ ርእይ ጥዕናን ተሳሊጡ። ዶክተር ሊያ፥ እቲ ማሕበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ዓብዪ ምዕራፍ ኣብ ትሳገረሉ ድልድል ትርከብ – ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዓብዪ ምዕራፍ ኣብ ትሳገረሉ ድልድል ከምትርከብ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ “ኢትዮጵያ ናብ ዓብዪ ምዕራፍ ኣብ ትሳገረሉ ድልድል ትርከብ ሓደ ሓደ ካብቲ ድልድል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዑድ ዓረብ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲን ኢንቨስትመንት ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑድ ዓረብ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲን ኢንቨስትመንት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ፋህድ ኦቤዱላህ ኣል ሃሚዳኒ ገሊፆም። ኣብ ሞንጎ ስዑድ ዓረብን ኢትዮጵያን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣብ ፅቡቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ባጃጅ ተሽከርከርቲ ተነቢሪ ዝነበረ እገዳ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ከምዝለዓል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ባጃጅ ተሽከርከርቲ ተነቢሪ ዝነበረ እገዳ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ከምዝለዓል ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ገሊፁ። ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ባጃጅ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ምቁርራፅ ሓይሊ ኣብ ምፍራይን ዝርገሐን ማይ ፀገም ከምዘፈጠረሉ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ዘሎ ምቁርራፅ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዓማዊል ዝግበኦም ኣገልግሎት ብግቡእ ከይህብ ከመዝገበሮ ገሊፁ። ካብ 1 መጋቢት 2015ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሸሞንተ መዓልቲታት ኣብ ጎዳጉዲ ማይን ጣቢያታት…
ስፓርት ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሲቪያ ጁቬንቱስ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ባየር ሌቨርኩዘን ምስ ዩኒዮ ኤስዤ ፌይኖርድ ምስ ሮማ ተደልዲለን። ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ካብ ፀወታ ጁቬንቱስን ስፖርቲንግን ሊዝበንን ዝተዓወተት፤ ኣብ ፀወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን ስራሕቲ ብሄራዊ ኪሚሽን ተሃድሶ ንኽዕወቱ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ብሄራዊ ኪሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፍን ኡር ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ተሾመ÷ ኮሚሽን ተሃድሶ ዝተጣየሸሉ ዕላማ፣ ክሳብ ሕዚ ዝተሰርሑ ምዕራፋት ምድላውን ምስ መሓዙት ልምዓት ብሓባር ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብ82 ሚሊየን ብር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ብምትሕብባር ጎንፂ ተላዒሉዎም ካብ ዝነበሩ ከባቢታት ዝተመዛበሉ ወገናት እግሪ ንምትካል 82 ሚሊየን ብር ሰሊዑ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። በዚ ድማ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ኮንሶ፣ ፍሉያት…
ስፓርት ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ሪያል ማድሪድ ምስ ቼልሲ ኢንተር ሚላን ምስ ቤኔፊካ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ባየርን ሙኒክ ኤሲ ሚላን ምስ ናፖሊ ተደልዲለን። ኣብ ፀወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ኮንሶ ብዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ህይወት13 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኮንሶ ከባቢ ሰገን ወረዳ ገጨርን ቀበሌታት ገርጨን ኣይሎታን ብዝወቕዐ ንፋስ ዝተሓወሶ ከቢድ ዝናብ ህይወት13 ሰባት እንትሓልፍ ብዙሓት እንስሳት ብውሕጅ ተወሲደን። እቲ ዞባ ከምዝሓበሮ÷ ሓደጋ ውሕጅ ዘጋጠመ ኣብ ወረዳ ከባቢ ሰገን ሩባታት…