Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 4 ሚሊየን ፈልሲ ክትከል እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 4 ሚሊየን ንምትካል ዝዓለመ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ከምዝካየድ ካብ ቤት ፅሕፈት…

ጆ ባይደን ኣብ ረቂቕ በጀት ለውጢ ክሌማን ጥዕናን ክታሞም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንለውጢ ክሌማን ጥዕናን  ዝቐረበ ረቂቕ በጀት 700 ቢሊየን ዶላር ኣብ ስራሕ ንክውዕል ክታሞም ኣንቢሮም። እቲ ባጀት ብቐንዱ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዝኸፍልዎ ኣታዊ ግብሪ ብምውሳኽ ንምምላእ ከምዝተተለመ ተሓቢሩ። ስለዝኾነ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ብልዕሊ 400 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣብ 2014 ዓ.ም ብልዕሊ 400 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 47 ፕሮጀክትታት ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም። ነቶም ፕሮጀክቲታት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዣንጥራር ኣባይ ብምምራቕ ብዕሊ ኣገልግሎት ንክጅምሩ ገይሮም። 19…

ወራር መሬት ንምክልኻል ኣፈፃፅማ ካዳስተር ተግባራዊ ክግበር ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰረተ ልምዓት ንምምላእን ዘይሕጋዊ ወራር መሬት ንምክልኻልን እቲ ኣመራርሓ ብኣግባብ ተሓታትነትን ኣፈፃፅማ ካዳስተር ብሓላፍነት ተግባራዊ ንክገብርን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣተሓሳሲቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014ን ኣብ…

ምክላል ምምሕዳር ወሰን ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፅ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክላል ምምሕዳር ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ክልል ኦሮሚያ ከባቢ ፊንፊነን ተረባሕነት ህዝቢን ዘላቒ ሰላምን ዘረጋግፅ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ምክላል ብዘይምፍፃሙ ቅድመ ሐዚ ሀዝቢ ቅርታኡ የቕርብ ከምዝነበረ ተሓቢሩ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ…

ምክላል ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ንዘበናት ዝፀንሐ መሓንቕ ዘላቒ መፍትሒ ዝህብ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክላል ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ንዘበናት ዝፀንሐ መሓንቕ ዘላቒ መፍትሒ ዝህብ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ወሰን ብዘይምክላሉ ኣብ ልዕሊ ነበርቲ…

ኣብ ከባቢ ሽረን ኣኽሱምን ዘበናዊ ዱኽዒ ንሓረስቶት ይባፃሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ከባቢ ሽረን ኣኽሱምን ዘበናዊ ዱኽዒ ንሓረስቶት ይባፃሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ካልኦት ከባቢታት እቲ ክልል ንዘለዉ ሓረስቶት እውን ግራውቶም ንክሓርሱን ክዘርኡን ዘኽእል ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ። መንግስቲ ምስ ዓለም ለኸ…

ኣብ ምክላል ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክላል ምምሕዳር ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ዝጠመተ ብክልቲኦ ሸነኽ ዝተበፅሐ ስምምዕነት በዝምልከት ዘተ ህዝቢ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ…

ተመሓላለፍቲ ዘይኮኑ ሕማማት ደው ንምባል ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርግሐ ተመሓላለፍቲ ዘይኮኑ ሕማማት ድው ንምባል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ምስ ሰብ ግደ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ ዘተ ዝርግሐ ተመሓላለፍቲ ዘይኮኑ ሕማማት ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ ምምፅኡ ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ…

ፍሪያት ኣፍረይቲን ኣቕረብተትን መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ከምዝተዳኸመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ኣፍረይቲን ኣቕረብተትን መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ምስ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ እንትነፃፀር ከምዝተዳኸመ ተገሊፁ። ኣገልግሎት ኣቕረብቲ መድሓኒት ኢትዮጵያ ምስ ኣፍረይቲን ኣቕረብተትን መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝገበሮ መድረኽ ዘተ ዓመታዊ ኣፈፃፅማ…