ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንበዓል ልደት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ፣ ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ ሰናይ ትምነት፥ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ብሰዓብቲ እምነት…
ጥዕና ንልዕሊ 300 ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ሓገዝ ሕሙማት ልቢ ህፃናት ኢትዮጵያ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ ንልዕሊ 300 ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ገሊፁ። ብተወሳኺ ን8 ሺሕን 674 ሕሙማን ክትትል ሕክምና ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ማእኸል ሕክምና ኣብዚ ሐዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ሚሲዮን ናይ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሪፎርም ዝሕግዝ ተግባር ክፍፅሙ ኣለዎም-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ናይ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሪፎርም ዝሕግዝ ተግባር ክፍፅሙ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ተዛሪቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ሱሉልታ ኣብ ዝርከብ ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድግመ ህንፀት ትግራይ ኩሉ ትግራዋይ ክረባበርብ ይግባእ ተባሂሉ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድግመ ህንፀት ክልል ትግራይ እጃም ኩሉ ትግራዋይ ዕዙዝ ብምዃኑ ኩሉ ትግራዋይ በቢዘላቶ ዓቕሚ ክረባበርብ ከምዝግባእሉ ፖለቲከኛን በዓል ሞያ ሕግን ኣይተ ከበደ ኣሰፋ ገሊፆም። ንእማመ ሰላም ፕሪቶሪያ ስዒቡ ህዝቢ ትግራይ ወረ ኵናትን ድምፂ ጥይት…
ስፓርት ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ 4 ዓማውቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ 4 ዓማውቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ ተባሂሉ። 15 ጥሪ 2023 ዓ.ምፈ. ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኣራምኮ ሂዩስተን ኢያ ናብ ውድድር ክትምለስ። ኣብቲ ውድድር ኣሜሪካዊት ኤምሊ ሲሰንን ኢትዮጵያዊት ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ን21 ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት መንበሪ ገዛ ኣረኪበን Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ን21 ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት በዓል ሰለስተ ደብሪ መንበሪ ገዛ ኣረኪበን። ብበዓል መዚ መገዲታት ምምሕዳር እታ ከተማ ብምትሕብባር ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣንበሳ ብምኽኒያት ጎንፂ ኣገልግሎት ተቛሪፁለን ካብ መንጎ ዝነበራ ከተማታት ኣብ ሸውዓተ ከተማታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ማርኬቲንግ እቲ ባንኪ ሙሉጌታ ተክሉ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሰለስተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ 90 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢታት ሾላ ገበያ ፣ ኣቃቂን ዮሴፍ ከባቢን ብዘጋጠመ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ 90 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ኣብዚ ሰሙን ዘጋጠመ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ካብዚ ንላዕሊ ጉድኣት ንከየጋጥም ሰብ ሞያ ልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ በራሕለን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን Desta Jan 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ከተማ በራሕለን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን። ብምኽኒያት እቲ ጎንፂ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ብዝበፅሐ ጉድኣት ንልዕሊ ከልተ ዓመት ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ከምዝተጀመረ ካብ ናይ ኢትዮጵያ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…