135 ሺሕ 487 ሜትሪክ ቶን ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሓገዛትን ከምኡውን 879 ሺሕን 980 ሊትሮ ነዳዲ ናብ ትግራይ ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ 135 ሺሕ 487 ሜትሪክ ቶን ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሓገዛትን ከምኡውን 879 ሺሕን 980 ሊትሮ ነዳዲ ናብ ትግራይ ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…