መራኸብቲ ሓፋሽ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ውፅኢታዊ ንክኸውን ማሕበረሰብ ካብ ምንቓሕ ብተወሳኺ ኣብ ምስታፍ ምትካል ፈልሲ እውን ድርብ ሓላፍነት ኣለዎም-…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነት መራኸብቲ ሓፋሽ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ውፅኢታዊ ንክኸውን ማሕበረሰብ ካብ ምንቓሕ ብተወሳኺ ኣብ ምስታፍ ፈልሲ ምትካል እውን ድርብ ሓላፍነት ከምዘለዎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ተዛሪቦም።…