ካብ ዝተወረሳ ተሽከርከርቲ ታርጋ ብምፍታሕ ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትግልገል ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኢድ ብኢድ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተወረሳ ተሽከርከርቲ ታርጋ ብምፍታሕ ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትግልገል ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኢድ ብኢድ ተታሒዙ።
እቲ ተጠርጣሪ፥ ፀሓፊ መኽዘን ኮሚሽን ጉምሩክ ዝነበረ ኢዩ ተባሂሉ።
ታርጋ እናፈትሐ ንደለልቲን ኣብ ዘይሕጋዊ ተግባር ንዝተዋፈሩ…