ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ጥቡቕ ርክብ ብምፍጣር ኣብ ሞንጎ ዶብ እተን ሃገራት ዕጡቓት ሓይሊታት ከይንቀሳቐሱ ከምትከላኸል ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ጥቡቕ ርክብ ብምፍጣር ኣብ ሞንጎ ዶብ እተን ሃገራት ዕጡቓት ሓይሊታት ከይንቀሳቐሱ ከምትከላኸል ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ምክልኻል ብርጋዴር ጀኔራል ነቢል ዓብደላ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…