Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 210 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 210 ሚሊየን ብር ሓገዝ ጥረ ገንዘብን መናፅሂን ገይሩ። እቲ ሓገዝ ብሚኒስቴር ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዝተገበረ ኢዩ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊ÷ ሚኒስቴር ትምህርቲን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዘበነ ግዝኣቱ ሕቶ መሰል ህዝቢ ኦሮሞ እናዓፈኖ ዝነበረ ቁስሊ ኣይሓወየን – ሕብረት ኣባ ገዳታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዘበነ ግዝኣቱ ሃፍቲ ህዝቢ ኦሮሞ ካብ ምዝራፍ ሓሊፉ ሕቶ መሰል ህዝቢ እናዓፈነን እናቀተለን ዝነበሮ ቁስሊ ኣይሓወየን ክብሉ ሕብረት ኣባ ገዳታት ገሊፆም። ኣባላት እቲ ሕብረት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንህዝቢ…

ኣብ ዙሪያና ዘሎ ዓቕሚ ምልላይ ወሳኒ ፍልጠት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙሪያና ዘሎ ዓቕሚ ምልላይ ወሳኒ ፍልጠት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሓደ እዋን ብሓደጋ ውሑጅ ተቓላዒ ዝነበረ ክልል ዓፋር ከባቢ…

ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ስንቅ የሰናድኣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ስንቂ ንምግባር ኣብ ምስንዳእ ከምዝኾና ኣፍሊጠን። ኣበር ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ተወለድቲ ትግራይ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ስንቂ…

ሚኒስቴር ዕደና ምስ ኩባኒያ  ፖሊ ጂ ሲ ኤ ል ዝኣተዎ ውዕል ኣቋሪፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ፌዴሪኢ ኣብ ምድላይ ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ነዳዲን ምስ ኩባኒያ  ፖሊ ጂ ሲ ኤ ል ዝኣተዎ ውዕል ኣቋሪፁ። ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ምስቲ ኩባኒያ ዝነበረ ውዕል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ከምዝተቛረፀ…

ማሕበረሰብ ዓለም ንኣፍሪካ ናብ “ዝሑል ኲናት” ንከየእትዋ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ማኪ ሳል ማሕበረሰብ ዓለም ንኣፍሪካ ናብ “ዝሑል ኲናት” ንከየእትዋ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ማኪ ሳል ነዚ ዝበሉ ኣብ ኢውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዩ።…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ “ለውጢ ትምህርቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።…

ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተመያይጠን። እቲ  ሚኒስቴር፥ ኣብ ሓለዋ ማሕበራዊ ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዮ፣ ህፃናት፣ መናእሰይ፣ ጉድኣት ኣካል፣ ኣረጋውያን፣ ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን…

“ዩኔስኮ“ ኢትዮጵያ ንእተሰናድኦ ዓለም ለኸ ምሕደራ መርብ ሓበሬታ ሓዊሱ ዝተፍላለዩ ስራሕቲ ከምዝድግፍ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ሳይንስ፣ ትምህርቲን ባህሊን (ዩኔስኮ) ኢትዮጵያ ንእተሰናድኦ ዓለም ለኸ ምሕደራ መርብ ሓበሬታ ሓዊሱ ዝተፍላለዩ ስራሕቲ ከምዝድግፍ ገሊፁ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ ዳይሬክተር ተወካሊ…

ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ÷ ሓገዝ መንግስቲ እቲ ክልል ብኣብነት ዝፅራሕ ከምዝኾነ ገሊፆም። ንሰራዊት ምክልኻል 5 ቢሊየን ብር ሓገዝ ንምእካብ…