ኬኛ ቤቬሬጅስ ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ዓበይቲ ዕድላት ሒዙ ዝመፀ እዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ኩባንያ ኬኛ ቤቬሬጅስ ንኢኮኖሚ ዘለዎ ረብሓ ንዓውዲ ማሕበረሰብ ብዙሓት ዕድላት ሒዙ ዝመፀ እዩ ኢሎም፡፡
ኣብ ከባቢ ጊንጪ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንት ብምፍጣር ማእኸል ኢንዳስትሪን ፍልጠትን ብምዃን ንመንእሰያት እቲ ከባቢ ዓብዪ…