Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሰደድ ወፃኢ ቡና ዕዉት ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ ዓመት ኣብ ሰደድ ወፃኢ ቡና ዕዉት ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ። “ቡናና ንሓድነትናን ምዕባለናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዕለተ ቡና ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳነት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ፕሬዚዳነት ላዕለዋይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኤዥያ-ፓሲፊክን ኣፍሪካን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣብ በዓል መዚ ኢንቨስትመንት ኳታር ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኤዥያ-ፓሲፊክን ኣፍሪካን ሼክ ፋይሰል ቢን ታኒ ኣል-ታኒን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ፍሰስ መዋእለ ንዋይ ኣብ ምርኣይን…

ውድብ ጥዕና ዓለም ለበዳ ኮቪድ 19 ዳግም ክደግስ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ብለበዳ ኮቪድ 19 ህይወቱ ዝስእን ቁፅሪ ሰብ እንተተመናመነ እውን ዳግም ክደግስ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ። ከም ሓበሬታ እቲ ውድብ፥ ካብ 5 ክሳብ 11 መስከረም ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ኣብ ዝነበረ ሰሙን ምስ ዝሓለፈ ተመሳሳሊ እዋን…

ሩሲያን ውሕመን ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ዓለም ለኸ ድሕንነት ምግቢ ንምርግጋፅን ምትሕብባሮም ንምጥንኻርን ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ፕሬዚዳንት ሩሲያ  ቭላድሜር ፑቲንን ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣብ ዩክሬንን ካልኦት እዋናዊ ኩነታትን…

መንግስቲ ንዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ልዑል ሓለዋ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ሓለዋ ኢንቨስትመንት ንምግባር  ልዑል ጠመተ ብምሃብ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ማሕበር…

ኣምባሳደር ስለሺ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ከባቢ ኣየር ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ከባቢ ኣየር ኢንገር አንደርሰን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍፀም ዘሎ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ኣብሪሆም። ብተወሳኺ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘካየደቶ ሰፊሕ መመሓየሺ  ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ይረክብ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘካየደቶ ሰፊሕ መመሓየሺ  ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ይረክብ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ብዝገበርዎ ፃዕሪ ሽልማት ፋይናንስ ኢስላሚክ…

ኣምባሳደር ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ዳይሬክተር ጄኔራል ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣልያን ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ዳይሬክተር ጄኔራል ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ቁ ዶንግዩ ተዛቲየን። ኣምባሳደር ደሚቱ መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ዘለዎ ቁርፀኝነት…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን  ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ሪታ ላራንጂንሃ ተዛቲዮም። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጎንፅን መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ህንፀት ሰላምን አብሪሆም።…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተኮሶ ከቢድ ኣፅዋር ኲናት ህይወት 5 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ኽምራ ወረዳ ኣበርገለ ብዝተኮሶ ከቢድ ኣፅዋር ኲናት ህይወት 5 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ብዙሓት መንበሪ ኣባይቲ ከምተባረዐ ተሓቢሩ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ወረዳ ኣይተ ዩሃንስ…