ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ መፍትሒ ንኽረክብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ክገብር ይግባእ – ፕ/ር አን ፊትዝ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ መፍትሒ ንኽረክብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ክገብር ከምዝግባእ ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጌራልድ ገሊፀን።
ኣብ ካናዳ ተመራማሪት ዓለም ለኸ ጉዳያት ፀፅታን ዲን ዓለም ለኸ ዓለም ለኸ…