ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዊሊያም ሩቶ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዊሊያም ሩቶ 5ይ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም። ኣብቲ በዓለ ሲ፣ት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሐዊሱ መራሕቲ ብዙሓት ሃገራትን ዲፕሎማሰኛታትን ተረኺቦም፡፡ ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ÷ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም 50 ሚሊየን ሰባት “ኣብ ዘበናዊ ባርነት” ይርከቡ – ውሕመ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ መላእ ዓለም 50 ሚሊየን ሰባት “ኣብ ዘበናዊ ባርነት” ከምዝርከቡ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ቀረባ ዓመታት ንደሓር ሰባት ኣብ ዘይደልዩዎ ስራሕ፣ ዘየሕጋወ መርዓን ካልኦት ማሕበራዊ ፀገማትን ዝርከቡ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ምምፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ በዓለ ሲመት ዊሊያም ሩቶ ንምዕዳም ናይሮቢ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ በዓለ ሲመት ዊሊያም ሩቶ ንምዕዳም ኬንያ ናይሮቢ ኣቲዮም። ዊሊያም ሩቶ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሓምሻይ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኮይኖም ከምዝተመረፁ ይፍለጥ። ኣብቲ በዓለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ብምኽንያት ህወሓት ኣብ ስቓይ ከምዝርከብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ብምኽንያት ህወሓት ኣብ ስቓይ ከምዝርከብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ግምባር ማይፀብሪ ዘሰለፎም ዕጡቓት÷ ብጥምር ጦር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቢሾፍቱ ብልዕሊ 133 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተጣየሸ ፋብሪካ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ብልዕሊ 133 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረዪ መሳርሒ ሕርሻ ተመሪቑ። ማሕበር ኣክሲዮን ጀብዱ ሞተርስ ዘህነፆ እቲ ፋብሪካ÷ ንልምዓት መስኖ ዝሕግዙ መምጠጢ ማይ (ፓምፕታት) ሓዊሱ ንፍርያት ሕርሻ ሓገዝቲ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ሰቆጣ ንዝተሰለፈ ጥምር ጦር ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ዋግህምራ ወረዳ ደሃናን ምምሕዳር ከተማ ኣምደ ወርቅን 785 ሺሕ ብር ዝግመቱ እንስሳት ኣብ ግምባር ሰቆጣ ንዝተሰለፈ ጥምር ጦር ሓገዝ ኣበርኪቶም። እቲ ሓገዝ ዘረከቡ ምክትል ኣመሓዳሪ ወረዳ ደሃና ኣይተ ዘነበ ማሞ÷ “ንሰላም ህዝቢ…
ስፓርት ኢንስትራክተር ኣብርሃም መብራቱ በዓል ሞያ ቴክኒክ ፊፋ ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ኢንስትራክተር ኣብርሃም መብራቱ በዓል ሞያ ቴክኒክ ፊፋ ኮይኖም ተሸይሞም። እቶም ኣሰልጣኒ ፊፋ ንበዓል ሞያ ቴክኒክ ዘቕረቦም መለክዒታት ብምሕላፍ፥ ከከምኩነታቱ ዝሕደስ ኩንትራት ክልተ ዓመት በዓል ሞያ ቴክኒክ ፊፋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ደቂ ኣንስትዮን መናእሰይን ትኹረት ዝገበረ ጉባኤ ብመደረ ከፊተን Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ዝርከብን ኣብ ደቂ ኣንስትዮን መናእሰይን ትኹረት ዝገበረን ጉባኤ መኽፈቲ መደረ ኣስሚዐን። እቲ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሓሰንን ዋና ፀሓፊ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደገፍ ተሽከርከርቲ ተገይሩሉ Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤይድ)ንኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደገፍ ተሽከርከርቲ ገይሩ። ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን መፍትሕ እተን ተሽከርከርቲ ንምክትል ዋና ኮሚሽነር ራኬብ መለሰ ኣረኪበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሕጻናት ናብ ኲናት ምእታዉ የተሓሳስበኒ” – ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጀራልድ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሕፃናት ናብ ኲናት እናእተወ ማሕበረሰብ ዓለም ብስቕታ ምሕላፉ ከምዘተሓሳስበን ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጀራልድ ገሊፀን። ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጀራልድ፥ ኣብ ካናዳ ተመራማሪት ዓለም ለኸ ጉዳያት ፀፅታን ኣብ ባልሲሊ ዲን ዓለም ለኸ…