Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን ህይወቶም ዝሰኣኑ ሓደ ኣባላት ስድራቤት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዶክተር ፕራቲክ ጆሺ ናብራ ንምምሕያሽ ምስ በዓልቲ ገዝኡን ሰለስተ ደቁን ተፈልዩ ንሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ለንደን ገይሩ ነይሩ፡፡ በዓልቲ ገዝኡን ደቁን ናብ ለንደን ኣመፂኡ ሕጉስ ህይወት ንምንባር ሕልሚ ሰኒቁ ብዙሕ ፀገማት ሓሊፉ፡፡…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ኣደባባይ ጀርመን…

ሃገር በቆል መፅናዕቲን ምርምርን ንጥዕና ሕብረተሰብ እታወት ንኽውዕል ምግባር የድሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ፍሬህይወት አበበ ሃገር በቆል መፅናዕቲን ምርምርን ናብ ልምዓት ብምልዋጥ ንጥዕና ሕብረተሰብ እታወት ምውዓል ይግባእ ኢለን። ኢንስቲትዩት ምርምር ኣርማወር ሃንሰን (ኣህሪ) ‘ዕዙዝ ልምዓትን ምርምርን ጥዕና ንዝሐሸ ጥዕና’ ብዝብል…

ተወዳደርቲ ዜጋታት ንክትኮኑ እንተይሰረቕኩም ጠንኪርኩም ፈተናኹም ብባዕልትኹም ስርሑ-ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ፣ ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን ኣይተ ኣንተነህ ፈቃዱን ኣብ ዞባ ከንባታ ሓፈሻዊ ላዕለዋይ ካልኣይ በርኪ ቤት ትምህርቲ ሺንሺቾ ተረኺቦም ናይ…

ኣብ ህንዲ ብሓደጋ ኣውሮፕላን ህይወት ሓደ ሰብ እንትተርፍ 204 ሰባት ምሟቶም ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ህንዲ ኣብ ጥቃ መዕርፎ ነፈርቲ ኣህመዳባድ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን 204 ሰባት ምሟቶም እንትረጋገፅ ህይወት ሓደ ሰብ ምትራፉ ተሰሚዑ። ሎሚ ንግሆ ቦይንግ 787-8 ዝብል ስያሜ ዘለዋ እታ ኣውሮፕላን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣህመዳባድ ካብ መሬት…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሙሉጌታ ከበደ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ሞንጎ ጎበዝ ኣጥቃዕቲ ተፃዋታይ ኢትዮጵያ ዝኾነ ሙሉጌታ ከበደ ሰነ ስርዓት ቀብሪ ኣብ ኮልፌ ዝርከብ መካነ መቓብር ሙስሊም ተፈፂሙ። ሎሚ ንጉሆ ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ኣስክሬን ስኒት ድሕሪ ምክያዱ ስድርኡ፣ ኣፍቀርቲ ኩዕሶ እግሪ…

ኮሪደር ልምዓት ከተማ ቢሾፍቱ ዝበፅሐሉ ብርኪ ዝተባብዕ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሪደር ልምዓት ከተማ ቢሾፍቱ ኣብዚ ዝበፅሐሉ ብርኪ ንክበፅሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝበረታታዕ እዩ ኢለን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ሎሚ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝካየድ ዘሎ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምላሽ ምርካብ ነዚ ቀጣና ተረባሒ ዝገብር ኢዩ – ቴር ማጆክ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራማሪ ትካል መፅናዕቲ  ሰላም፣ ልምዓትን ፀፅታን ዩንቨርስቲ ጁባ ቶንጊክ ማጆክ (ዶ/ር)፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምላሽ ምርካብ ለምዓት እዛ ሃገር ካብ ምድጋፍ ብተወሳኺ ቀጣና መብራቕ ኣፍሪካ ተረባሒ ዝገብር ኢዩ ኢሎም። ቴር ማጆክ (ዶ/ር)…

ኣብ ኣፍሪካ ስርዓት ገምጋም ዝጠመተ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ስርዓት ገምጋም ዝጠመተ መበል 25 ጉባኤ ኢቫሉዌሽን አሶሴሽን ኣፍሪካ ካብ ሰነ 9 ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ። ንሰለስተ መዓልታት ዝካየድ ጉባኤ ኢቫሉዌሽን አሶሴሽን ኣፍሪካ ፣ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ከምኡ እውን ኢቫሉዌሽን…

ዘተኣኻኽብ ያታታት ብዝበለፀ ንምስፋሕ ኣብ ህንፀት ሓባራዊ ምንነት ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብ ሞያ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ዘተኣኻኽብ ያታታት ብዝበለፀ ንምስፋሕ ብትኹረት ምስራሕ ትፅቢት ይግበረሎም ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ህዝብን ዓለም ለኸ ርክብን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፡፡ “ድሕሪ ሓቂ ዘበን ምስ ፍልጠትን ሓቅን”…