ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲ ከምዝበልዎ፤ ምስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት እንገብሮ ዘተ ብምቕፃል ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 242 መንገደኛታት አሳፊራ ዝነበረት ኣውሮፕላን ህንዲ ተሓምሺሻ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 242 ሰባት ኣሳፊራ ናብ ለንደን ኣብ ምብራር ዝነበረት ኣውሮፕላን ህንዲ ተሓምሺሻ፡፡ ቦይንግ 787-8 ብዝብል መፍለዩ ዘለዎ እቲ ኣውሮፕላን ኣብ ምዕራብ ህንዲ መዕርፎ ነፈርቲ አሕመዳባድ ካብ መሬት ምስተለዓለ ምሕምሻሻ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ሚሊየን ተረባሕቲ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ናብ ዘላቒ ምምሕያሽ ናብራ ተሰጋጊሮም mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብ450 ሚሊየን ዶላር እናተተግበረ ዝርከብ ፕሮግራም ልምዓታዊ ከተማታት ሴፍቲኔት ልዕሊ 1 ሚሊየን ተረባሕቲ ናብ ዘላቒ ምምሕያሽ ናብራ ተሰጋጊሮም። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ትሑት መነባብሮ ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ድኽነት ናብ ኣፍራይነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕቶ በሪ ባሕቲ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ጭቡጥ ውፅኢታት ይረአዩ ኣለዉ-ምሁራን Desta Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕቶ በሪ ባሕቲ ኢትዮጵያ ብመዳርግቲ ኣካላትን ዓለም ለኸ ትካላትን ተቐባልነት ንክረክብ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ጭቡጥ ውፅኢታት ይረአዩ ኣለዉ ኢሎም ምሁራን። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ምሁራን፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮፕያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናካየዶ ኣብ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ 6ይ ዙር 4ይ ዓመት ኣመራሓታት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሹመት ኣፅዲቁ፡፡ በዙይ እውን ኣይተ ተስፋዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ኣብ ቀፃሊ 90 መዓልታት ዝስርሑ ስራሕቲታት ልምዓት ብቆራፅነት ክሳተፍ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ 90 መዓልታት ዝስርሑ ስራሕቲታት ልምዓት ኣመራርሓ ብቆራፅነት ክሳተፍ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ቀፃሊ 90 መዓልታት ዝስርሑ ኣጀንዳታት ምንቅስቓስ ብዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያታት መራከብቲ ሓፋሽ ኣብ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ቦታታት ቱሪስት ዑደት ይገብሩ ኣለው mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ዝተፈላለዩ መራከብቲ ሓፋሽ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ኣብ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ቦታታት ቱሪስት ዑደት ይገብሩ ኣለው፡፡ እቶም ሰብ ሞያታት ኣብቲ ዞባ ዝርከቡ ባህላዊ መስሕባት ሓዊሱ ኣብ ዞባ ጉራጌ ዝርከብ ብሄራዊ ፓርክ ግቤ ሸለቆ ዑደት…
ቢዝነስ ክፍሊት ግብሪ ብስርዓት ኤሌክትሮኒክስ ዝፍፅሙ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ይውስኽ ኣሎ Desta Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር እቶት ክፍሊት ግብሪ ብስርዓት ኤሌክትሮኒክስ ዝፍፅሙ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ይውስኽ ኣሎ ኢሉ። ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ማእኸል መረዳእታን ቴክኖሎጂን ኣይተ ክልሉ ታመነ፥ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብኤሌክትሮኒክስ መረዳእታ ናይ ምፍላጥ ከይዲ ልዕሊ…
ዝንቕ ፋና ካብ 70 ዓመት በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ከብዲ 14 ኪሎ ግራም ፅኪ ብሕክምና መጥባሕቲ ተወጊዱ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ነጌሌ ቦረና ካብ ከብዲ ሓንቲ በዓልቲ ፀጋ ዕድመ 70 ዓመት 14 ኪሎ ግራም ዝምዘን ፅኪ ብሕክምና መጥባሕቲ ከምዘወገደ ሓቢሩ፡፡ እቲ ሕክምና መጥባሕቲ ልዕሊ ክልተ ሰዓት ከምዝወሰደ ኣብቲ ሆስፒታል ስፔሻሊስት የሕክምና መጥባሕቲ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ዝፍነዉ ትንኮሳታት ዝምክት ሰራዊት ተሃፁ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላብባሕሪ ይኹን ብምድሪ ዝፍነዉ ትንኮሳታት ዝምክት ሰራዊት ተሃኒፁ ኢዩ ኢሎም፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዘቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ርክባተ ወፃኢን ሰላምን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ በጀት ዓመት…