ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ሃገራት ሰላም ንክህሉ ክትሰርሕ ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ሃገራት ሰላም ንክህሉ ክትሰርሕ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ከያኒ ዳዊት ነጋ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ክፍፀም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ከያኒ ዳዊት ነጋ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8፡ ክፍፀም ኢዩ። ከያኒ ዳዊት ነጋ ብ1979 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ተወሊዱ ዝዓበየን ዝተምሃረን እንትኸውን፥ ገና ወዲ 10 ዓመት እንከሎ ወለዱ ብሞት ከምዝተፈልይዎ ኣብ ሓደ…
ቢዝነስ ኣታዊ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 4 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ Desta Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ብመሰረት ዝተሰርሐ ሪፎርም ኣታዊኡ ካብ ዝነበሮ 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ናብ 4 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ክብ ከምዝበለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብሪሆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕሪ ለውጢ ዘጋጠሙና ፈተናታት ከመይ ሓሊፍናዮም ዝብል ምርኣይ ግቡእ ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ Desta Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓልሎም ሕቶታት መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንዝቐረበሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ብብርኪ ሃገር ድሕሪ ለውጢ ኣብ ከይዱ ዘጋጠሙ ዕንቅፋታት ብትኽክል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝፈረሰ ኣእምሮ ሃገር ኣይሃንፅን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 14, 2022 0 ዝፈረሰ ኣእምሮ ሃገር ኣይሃንፅን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ዝህቡዎ መልሲ ዘዳምፅ 6ይ ቤት ምኽሪ 1ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብቃል ዝህቡዎ መልሲ ዘዳምፅ 6ይ ቤት ምኽሪ 1ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ። እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምትእኽኻብ ሃፍቲን ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ Desta Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ጎንፂ ንዝበፅሐ ጉድኣት ዝኸውን ዳያስፖራ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምትእኽኻብ ሃፍቲን ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ክብለየ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ድጎማ ነዳዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ተግባራዊ ክግበር ኢዩ- ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ Desta Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ድጎማ ነዳዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ተግባራዊ ክግበር ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣፍሊጠን። እተን ሚኒስትር፥ ነዳዲ ኣብ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ቁልፊ ግደ ኣለዎ ኢለን። ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፈረንሳይ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወት ንዘጋጠሞም ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥብ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ Desta Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፈረንሳይ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወት ንዘጋጠሞም ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥብ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ። እቲ ፕሮጀክት ንምትግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስቴር ጥዕናን ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ተፈሪሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ልቓሕ 22 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን Desta Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ልቓሕ 22 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን። እቲ ልቓሕ ኣብ ባዕኸር፣ ቡልቡላ፣ ቡሬ፣ይርጋለም ንዘለዉ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዋደደ መቀነባበሪ ግብርና ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ…