ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድን ጣሊያንን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ጣሊያንን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ሚነሲቴር ጉዳያት ወፃኢ ሉዊጂ ዲ ማዮ ተዛቲዮም። ዶክተር ወርቅነህ ኣብዚ እዋን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ሊዊጂ ዲ ማዮ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂም ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፅባሕ ካብ ፓርላማ ንዝለዓሉሎም ሕቶታት መልሲ ክህቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ኣብ ዘካይዶ 6ይ ቤት ምኽሪ 1ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሪዕ ኣኼቡኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብቃል ዝህቡዎ መልሲ ከድምፅ ኢዩ። ፅባሕ 7 ሰነ 2014 ዓ.ም ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ጉባኤ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብክልላት ኣብ ዝተሰናደኡ ረቀቕቲ ሕጊታት ኣድሂቡ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብክልላት ኣብ ዝተሰናደኡ ረቀቕቲ ሕጊታት እታወት ንምትእኽኻብ ዝዓለመ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቲ ብሚኒስቴር ፍትሒን ቢሮ ፍትሒታት ክልላትን ዘተሰናድአ መድረኽ፥ ኣርባዕተ ረቀቕቲ ሕጊታ ኣድሂቡ ልዝብ እናተኻየደ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስርር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስርር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ሉዊጂ ዲ ማዮ ኣብ ሃገራዊን ዞባዊን ጉዳያት ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ታሪኻዊ ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተመያይጦም፡፡ ብፍላይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኢኳቶሪያል ጊኒን ኣብ ዘፈር መዓድንን ነዳዲን ብሓር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእላሉ ኩነታት ኣድሂበን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኢኳቶሪያል ጊኒን ኣብ ዘፈር መዓድንን ነዳዲን ብሓር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእላሉ ኩነታት ኣድሂበን ተዛቲየን። ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኢኳቶሪያል ጊኒ መዘነኦም ገብርኤል ምባጋ ኣባ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም። ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ባይደን ሰነድ ስምምዕነት ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክኸውን ኣተሓሳሲቦም Desta Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባይደን ሰነድ ስምምዕነት ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክኸውን ኣተሓሳሲቦም። ቤት ምኽሪ ሴናተራት ኣሜሪካ ኣብቲ ዝቐረበ ማዕቐፍ ስምምዕነት ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ስለዝኾነ እቶም ፕሬዚዳንት ኣውፃእቲ ሕጊ እቲ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮንፈረንስ ሰላም ማሕበረሰብ ዓፋርን ዒሳ ሶማሌን ተሳሊጡ Desta Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ሰላም ማሕበረሰብ ዓፋርን ዒሳ ሶማሌን ኣብ ከተማ ኣዳማ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ማሕበረሰብ ዘለዉ ዘይምርድዳእ ብዘተ ብምፍታሕ ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳልሳይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ናይጄሪያ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ናይጄሪያ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ስዒቡ ሳልሳይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ናይጄሪያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ እነት ሃገራት ዝተስማዕማዓሎም ክልተኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሩይ ድምፃዊ ዳዊት ነጋ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Desta Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሩይ ድምፃዊ ዳዊት ነጋ ትማሊ 5 ሰነ 2014 ዓ.ም ሰዓታት ኣጋግዘ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣብ ከተማ መቐለ ተወሊዱ ዝዓበየን ዝተምሃረን ድምፃዊ ዳዊት ነጋ፥ ገና ወዲ 10 ዓመት እንከሎ ወለዱ ብሞት ከምዝተፈልይዎ ኣብ ሓደ ፕሮግራም ቴለቪዥን…