ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Jun 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ሉዊጂ ዲ ማዮ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስተር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ መጠቓለሊ ዘተ ሰላም ማሕበረሰብ ዓፋርን ዒሳ ሶማሌን ኣብ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ መጠቓለሊ ዘተ ሰላም ማሕበረሰብ ዓፋርን ዒሳ ሶማሌን ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣዳራሽ ኣባ ገዳ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ ማሐበረሰብ ዘለዉ ዘይምርድዳኣት ብዘተ ብምፍታሕ ዘላቒ ሰላም ምምፃእ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀረ-ህዝቢ ሓይሊታት ኣብ ምጥፋእ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ተዋዲዱ ውፅኢታዊ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀረ-ህዝቢ ሓይሊታት ኣብ ምልቃም ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ተዋዲዱ ውፅኢታዊ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ካብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ምዕራብ ኣርሲ፣ ምዕራብን ምብራቕ ጉጅ፣ ባሌን ኣርሲን ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተወሳኺ ሚዳሊያ ወርቂ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተወሳኺ ሚዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየዱ ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሓንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂን ብሪን ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ወርቁውሃ ጌታቸውን ዘርፌ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጦር ሩሲያ ዓቢዪ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ዓቢዪ ዝተፈላለዩ ኣፅዋራት ነይሮምዎ ዝተብሃለ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ። ኢንተርፋክስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ፀሪሑ ከምዝፀብፀቦ፥ ሓይሊታት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ክልል ተርኖፒል ዝርከብ ኣፅዋር ኣሜሪካን ኣውሮፓን ኣፅዋራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉምሩኽ ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዓቕመ ደካማታት ዝውዕልን ሓገዝ ናውቲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዓቕመ ደካማታት ዝውዕልን ሓገዝ ናውቲ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገይሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣይተ ደበሌ ቃለታ 3 ሺሕን 500 ኩንታል ሲሚንቶን 26 ሺሕን 890 ቆርቆሮታትን ኣብ ክፍለ ከተማ…
ስፓርት ኣትሌት ማሞ መንግስቱን አትሌት ዝናሽ ጋረደውን ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም፡፡ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ማሞ መንግስቱን አትሌት ዝናሽ ጋረደውን ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝተኻየደ መበል 38 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም፡፡ ኣብቲ ውድድር ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነትን ተቀዳሚ ከንቲባ ከተማ ባህርዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ሰላም ከተማታት ንምርግጋፅ ሓገዝ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ወሳኒ እዩ ክብሉ – ዶክተር ይልቃል ከፋለ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ከተማታት ንምርግጋፅ ሓገዝ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ወሳኒ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ምስ ተወከልቲ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣህጉራዊ ሰላምን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካን ተሞክሮ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብምውሳድ ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኔፓድ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣህጉራዊ ሰላም ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዝኸውን ተሞክሮ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብምውሳድ ብሓባር ብምውዳብ ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ሓዱሽ ምሕዝነት ንልምዓትን ሓድነትን ኣፍሪካ (ኔፓድ) ወይዘሮ ናርዶስ በቀለ ገሊፀን፡፡ እተን ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል፤ ኣብ ገርጂን ቀበናን ዝሃነፆም መንበሪ ኣፓርትመንታት ኣመሩቑ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል፤ ኣብ ገርጂን ቀበናን ዝሃነፆም መንበሪ ኣፓርትመንታት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸበሉ ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ። እቲ ፕሮጀክት “ኣሉሙኒየም ፎርም ወርክ ቴክኖሎጂ” ዝተበሃለ ህንፀት ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ኣብ…