ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደገኛ ኬሚካላት ብጥንቃቐ ንምውጋድ … Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ኣብ ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ሓደገኛ ኬሚካላት ብግቡእን ብጥንቃቐን ንምውጋድ ብትኹረት ክዝስራሕ ኢዩ ኢሉ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር) ከምዝበለኦ÷ ሓደገኛ ኬሚካላት ናይ ኣገልግሎት ግዘኦም እብትሓልፍ…
ቢዝነስ ፋብሪካ ሽኮር ፊንጫኣ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር እቶት ረኺቡ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋብሪካ ሽኮር ፊንጫኣ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ካብ ምህርቲ ሽኮርን ኢታኖልን ንዕዳጋ ብምቕራብ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ። እቲ ፋብሪካ ዓመታዊ ምህርቲ ሽኮር ናብ 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ከምኡ እውን ምህርቲ ኢታኖል ድማ ናብ 20…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝተሰሓሓተ ያታ ዝተሸረሸሩ ባህሊታት ንምጉልባት ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ምርድዳእብ ብምፍጣር ብዝተሰሓሓተ ያታ እናተሸረሸሩ ዝመፅኡ ባህሊታትን ክብሪታትን ንምጉልባት ይስራሕ ኣሎ፡፡ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ብምትሕብባር "ወለንታ ንሓድነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንመበል 13 ግዘ ብስልጠና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንመንፅር ረብሓ ሃገር ክሪኡ ፃውዒት ቀሪቡ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መናእሰይ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንመንፅር ረብሓ ሃገር ብምርኣይ ተሳትፎኦም ክገብሩ ፃውዒት ኣቕሪበን፡፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተረኸባ ብብርኪ ከተማ መዛዘሚ መድረኽ መናእሰይ ተሳሊጡ።…
ስፓርት ሙሉጌታ ከበደ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኮንጎ ኮኾባት ተፃትቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ኢትዮጵያውያን ሓደ ዝነበረ ሙሉጌታ ከበደ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡ ነበር ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ሙሉጌታ ከበደ ብዘጋጠሞ ሕማም ብሕክምና ሓገዝ እናተገበረሉ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ መዓልቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ሃገራት ደቡብ ኣብ ሓበራዊ ዕቤት ብሓባር ንኽሰርሓ ፀዊዓ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ደቡብ ኣብ ሓበራዊ ራኢን ዕቤትን ብሓባር ንኽሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪባ፡፡ ቻይና ምስ ሃገረት ኣፍሪካን ደቡብን ዘለዋ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝተበፅሐ ስምምዕነት ቻንግሻ ኣፈፃፅምኡ ብዝምልከት ሓበራዊ ምኽክር ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኡሽተይ ተሓራሲ መሬት ዘለዎም ሓረስቶት ግልጋሎት ፋይናንስን ኢንሹራንስን ይቀርብ ኣሎ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንለውጢ ከባባ ኣየር ተቓላዕቲ ዝኾኑ ኣብ ንኡሽተይ ተሓራሲ መሬት ዘፍርዩ ሓረስቶን ሰበኽ ሳግምን ዓቕሚ ፋይናንስ ብምዕባይ ምህርቶምን ኣፍራይነቶምን ንክውስኽ ደገፍ ይግበረሎም ኣሎ። ኣብ ኣናእሽተይ ተሓራሲ መሬት ዘፍርዩ ሓረስቶት ተቃላዕነት ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2ይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ልዕሊ 60 ሺሕ ንዝኾኑ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መካየዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 28 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ዝተጀመረ ካልኣይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ካብ 60 ሺሕ ንዝበልፁ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢሉ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና መካየዲ ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ወንድሙ ሴታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀልባ ጣና ነሽ ፪ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣቀባብላ ተገይሩላ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቃላይ ጣና ንግልጋሎት መዘናግዕን መጓዓዝያን ንምሃብ ናብ ሃገር ዝኣተወት ጀልባ ጣና ነሽ ፪ ኣብ ከተማ ኣዳማ በፂሓ። እታ ጀልባ ኣብ ከተማ ኣዳማ እንትትበፅሕ ነበርቲ ከተማ ኣዳማ ኣብ ኣደባባይ ብምውፃእ ኣቀባብላ ገይሮምላ፡፡ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቃላዒነት ሓደጋ ውሕጅ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ዓቕሚ ክልላት ብምጥንኻር ተቃላዒነት ሓደጋ ውሕጅ ክረምቲ ንምንካይ ይስራሕ ኣለኹ ኢሉ፡፡ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሽፈራሁ ተኽለማርያም (ዶ/ር ) ንሓደጋ ውሕጅ ቅልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ምስ ክልላት ብምውህሃድ ስራሕቲ ምስርሑ…