ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ስራሕቲ ለውጢ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ዓፋር ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ስራሕቲ ለውጢ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ዓፋር ተዓዚቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ወረዳ ጭፍራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ንምህናፅ እምነ ኹርናዕ ምሰንበሩ ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ተርባይን ሓይሊ ምፍልፋሉ እቲ ግድብ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ የሰጋግሮ – ቲቦር ናዥ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካልኣይ ተርባይን ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ እቲ ግድብ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ከምዘሰጋግሮ ነበር ሓጋዚ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ገሊፆም። ግብፂ ኣብዚ ጉዳይ መግለፂ ክተውፅእ ከምትኽእል ዝገለፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ንኢትዮጵያ ዝምጥን ምምሕያሽ ምግባሩ ኣሕጒሱና ኢዩ – ሓለፍቲ ፖለቲካ ፓርቲ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንጥንካረ ኢትዮጵያ ዝምጥንን ኣብ ህዝቢ ስምዒት በዓል ዋና ዝፈጥር ምምሕያሽ ምግባሩ ምርኣዮም ከምዘጐሾም ሓለፍቲ ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ፓርቲ ገሊፆም። ብኣመዓራራይነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 66 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 66 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣውሮፓ ብዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂ ወሓዝቲ ሩባታ የድርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ብዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂ ወሓዝቲ ሩባታ እናድረቑ፣ ዓሳታት እናሞቱን ዝራእቲ እናነቐፁን ከምዝኾኑ ኣሶሺየትድ ፕሬስ ፀብፂቡ። እቲ ፀብፃብ ኣብ ሓደ እዋን ውሕጅ ዝውሕዘሉ ቦታ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዶሮናን ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዝሞታ ዓሳታት ዝረአዩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ምዝዛም 3ይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ከንቲባ ምምሕዳርከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ ኢትዮጵያውያን ዓሌት፣ ሃይማኖት፣ ደረጃ ኢኮኖሚ፣ ኣመለኻኽታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምምብራቕ ጎጃም ብዘጋተመ ሓደጋ ውሕጅ ህይት ሰለስተ ሰባት ኣጥፊኡ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምምብራቕ ጎጃም ወረዳ ኣባወል ብዘጋተመ ሓደጋ ውሕጅ ኣባላት ሓደ ስድራ ዝኾኑ ሰለስተ ሰባት ህይት ቀጢፉ። ኣብታ ወረዳ ዝነብሩ መራሒ ስድራን በዓልቲ ቤቶምን ውላዶምን ኣብ ስራሕ ውዒሎም እንትምለሱ ኣብቲ ከባቢ ዝርከብ ሩባ ብውሕጅ ብምምልኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሴ ንዝኾ ይኹ ፅዕንቶ እንተይተበድሀ ንዓወት ምብቅዑ ፅንዓትን ምትሕብባርን እዚ ወለዶ ዘርኢ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ንዝኾ ይኹ ፅዕንቶ እንተይተበድሀ ንዓወት ምብቅዑ፤ ፅንዓትን ምትሕብባርን እዚ ወለዶ ዘርኢ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይ ደመቀ መኮንን ኣብ መብሰሪ ምዝዛም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሴ ምስሊ ሰዓሪት ኢትዮጵያ ኢዩ -ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርኪ ህንፀት ግድብ ህዳሴ ኣብዚ ምብፅሑ ምስ ተፋሰስቲ ሃገራት ሩባ ኣባይ ዝበለፀ ንኽንተሓባበር በሪ ዲፕሎማሲ ከምዝኸፍት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። መብሰሪ መርሃ ግብሪ ሳልሳይ ዙር ምልኢት ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ዙር ምምላእ ማይ ኣብ ዝተሓሰበሉ እዋን ክንዛዝም ስለዝኸኣልና ንኹልኹም ደቂ ኣባይ እንኳዕ ደስ በለኩም ደስ በለና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2022 0 "3ይ ዙር ምምላእ ማይ ኣብ ዝተሓሰበሉ እዋን ክንዛዝም ስለዝኸኣልና ንኹልኹም ደቂ ኣባይ እንኳዕ ደስ በለኩም ደስ በለና" - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ********* “3ይ ዙር ምልኢት ማይ ህድብ ህዳሰ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ ኣብ ሩባ ኣባየ ግድብ ንምህናፅ እንትንለዓል እቲ ሩባይ ናይ…