ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት ንግዲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ mizan mekonen Sep 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት ንግዲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኣብ ኣራት ኪሎ ባሻ ወልዴ ቤት ፍርዲን ማእኸላት ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት ሎሚ ተኸፊቱ። እቲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘስካሕኽሕ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምውጋእ ስጉምቲ ለውጢ የድሊ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስካሕኻሒ ዝኸውን ዘሎ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምውጋእ ህፁፅ ስጉምቲ ለውጢ የድሊ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሞሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ሓዊሱ ሓለፍቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፈተናታት ክትሓልፍ ትኽእል ኪነ-ጥበብ ብምጣቃም እንትትክእል ኢዩ – ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ፈተናታታ ክትሓልፍ ትኽእል ኪነ-ጥበብ ብምጣቃም እንትትክእል ኢዩ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ካብ 28 ክሳብ 30 ነሓሰ 2017 ዝፀንሕ 'ጥበባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ዓለም ለኸ ሰሙን ክሊማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Sep 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ዓለም ለኸ ብኢትዮጵያ ዝተዳለወ ካልኣይ ኣህጉራዊ ሰሙን ኣብ ሓዱሽ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ፣ ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍን ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ኣፅዋራት ኲናት ቻይና Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጦር ቻይና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘቕረበቶ ወታደራዊ ምርኢት ሓደሽቲ ኣፅዋራት ኲናት ዕላዊ ገይሮም። መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት ኣብ ዝተፈላለዩ ወታደራዊ ምርኢታት እናተኸበረ ይርከብ። ኣብቲ ምርኢት ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ፣ ፕሬዚዳንት ሩሲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተናታት ብምፅዋር ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ተመዝጊቦም – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) mizan mekonen Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ፈተናታት ብምፅዋር ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ዓወት ኣመዝጊቦም ኢሎም ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ዓበይቲ ብመንግስቲ ዝተስርሑ ከምኡ እውን ተስፋታት ኣመልኪቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትሮክ ፋውንዴሽን ማእኸል ሕክምና ክህነፅ ደገፍ ክግበር እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስትሮክ ፋውንዴሽን ማእኸል ሕክምና ክህነፅ ደገፍ ክግበር እዩ ኢለን፡፡ እቲ ፋውንዴሽን ዝተማልአ ማእከል ሕክምና ንምህናፅ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። እተን ከንቲባ እቲ ፋውንዴሽን ካብ ግዘ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሺ ሃገራት ንፍትሓዊ ዓለማዊ ስርዓተ ምሕደራ ብሓባር ክሰርሑ ሓቲቱ mizan mekonen Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ሃገራት ዝያዳ ፍትሓዊ ዓለማዊ ስርዓተ ምሕደራ ብሓባር ክሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቶም ፕሬዚዳንት ነዙይ ዝበሉ ኣብ ቻይና ትርከብ ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ኣኼባ ምትሕብባር እዩ፡፡ ምምሕዳር ዓለም…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ንዶናሩማ ኣፈሪማቶ mizan mekonen Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማንቼስተር ሲቲ 30 ሚሊን ዩሮ ወፃኢ ብምግባር ንጣሊያናዊ ሓላዊ ሽቶ ጂያንሉጂ ዶናሩማ ካብ ፒኤስጂ ምፋራማ ዕላዊ ገይራ። ዶናሩማ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ክሳብ 2030 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሕ ኪንትራት ተፈራሪሙ፡፡ እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝመፁ መዓልታት ጳጉሜን… mizan mekonen Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ዕዉታት ስራሕቲን መፃኢ ሃገራዊ ትልሚታት ዝፍለጥሉ ኣብ መፃኢ መዓልቲ ጳጉሜን ዝተፈላለየ ኣስማት ተዋሂብዎም። ጳጉሜን-1 መዓልቲ ፅንዓት መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ መሰረት ድልዱል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንብልፅግና…