Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ምንባር ማለት ፀረ ሰላም ሓይሊታት እዚ ቀጣና ዘጠናኽር ኢዩ-ሚኒስትር ደቡብ ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ምንባር ማለት ፀረ ሰላም ሓይሊታት እዚ ቀጣና ዘጠናኽር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓት ሓይሊ ሰብን   ደቡብ ሱዳን ተዛሪቦም። ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መኽዲ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን…

ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓስራይ ምዕራፍ ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ዝሰናዳእ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ። ፋና ላምሮት ምስ ሓደሽቲ ተወዳደርቲ ብቐጥታ ፈነወ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ክልተ ጉጅለ ዝተደበ 12 ተወዳደርቲ ዝሓዘ ኢዩ። እቲ ን9 ሰሙናት ዝፀንሕ ዓስራይ…

ቦሪስ ጆንሰን ሓዊሱ ካልኦት 10 ላዕለዎት ሰብ መዚ እንግሊዝ ናብ ሃገራ ንከይኣትዉ ሩሲያ ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦሪስ ጆንሰን ሓዊሱ ካልኦት 10 ላዕለዎት ሰብ መዚ እንግሊዝ ናብ ሃገራ ንከይኣትዉ ሩሲያ ኣጊዳ። ሩሲያ ኣብ ልዐሊ ዩክሬን ትወስዶ ዘላ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ብዝምልከት እንግሊዝ ዝወሰደቶ “ቅዋም ፅልኣት” ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ሓዊሱ ካልኦት…

 “ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላምናን ሓድነትናት” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላምናን ሓድነትናት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተ ተኻይዱ። ብትካል ግብረ ሰናይ ዓለም ኣቢሉ ዝተኻየደ እቲ ዘተ ቀንዲ ትኹረቱ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላም ብዘለዎም ረብሓ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ሩሲያ መፍረዪ ሚሳኤል ዩክሬን ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ከባቢ ኪየቭ ዝርከብ መፍረዪ ሚሳኤል ዩክሬን ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ። እቲ ዕንወት ዝተፈፀመ ዩክሬን መርከብ ኣፅዋር ሩሲያ “ብሚሳኤል ወቒዐ ኣጥሒለዮ” ምባላ ስዒቡ ከመዝኾነ ተገሊፁ። ሩሲያ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ተወሳኺ መጥቃዕቲ…

እቲ ኤጀንሲ ደምቢ ክዳን  ሰብ ሞያ ቁፅፅር ትራፊክ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲሰ ኣበባ ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ምንቅስቓስ ትራፊክ እታ ከተማ ሰላማዊን ተቐባልነት ዘለዎን ንምግባር ባዓል ሞያታት ቁፅፅር ትራፊክ ዝኽደንዎ ክዳን ደምቢ ዕላዊ ገይሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ክበበው ሚደቅሳ፤…

ባንኪ ኣዋሽ ኣብ ኢትዮጵያ ዝበለፀ ባንኪ ተባሂሉ ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሎባል ፋይናንስ ንመበል 29 ግዘ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ 2021 ዓመታዊ ብብርኪ ዓለምን በቢሃገሩን ውፅኢት ብሉፃት ባንክታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ካብ ኣፍሪካ ደቡብ ኣፍሪካዊ “ስታንዳርድ ባንኪ” ቀዳማይ ዝበለፀ ባንኪ ተባሂሉ ክስየም እንከሎ፥…

ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተሳተፋሉ ወታሃደራዊ ፎረም ልውውጥ ሓበሬታ ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸውዓተ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪካ ዝተሳተፋሉ ፎረም ወታሃደራዊ  ልውውጥ ሓበሬታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም ኣብቲ ዞባ ዘሎ ሰላምን ምርግጋዕን ከምኡ እውን ፀገማት ፀጥታ ብምልላይ ልውውጥ ሓበሬታን ልምድን ዕላማ ዝገበረ እዩ ተባሂሉ።…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝፃዓና 50 ተሸከርክረቲ መቐለ ንክበፅሕ ንዝገበሮ ፃዕሪ ኣሜሪካ ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜርካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝፃዓና 50 ተሸከርክርቲ መቐለ ክበፅሓ ዝገበሮ ፃዕሪ ንኢዱ። ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ እታ ሃገር ኣንቶኒዮ ብሊንከን እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብዘዉፅእዎ መግለፂ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ…

ኣብ ልዕሊ ክልከላ ሓበሬታ፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያታትን ዝበፅሕ ዘሎ ዘሎ ምንግልታዕ ንምፍታሕ ዘኽእለ ረቂቕ መምርሒ ተዳልዩ ናብ ስራሕ ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ክልከላ ሓበሬታ፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያታትን ዝበፅሕ ዘሎ ዘሎ ምንግልታዕ ንምፍታሕ ዘኽእለ ረቂቕ መምርሒ ተዳልዩ ናብ ስራሕ ንምእታው መድላዋት ይግበር ከምዘሎ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት…