ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ተወሰኽቲ ባላስቲክ ሚሳኤላት ኣወንጪፋ Desta Oct 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ተወሰኽቲ ሓፂር ርሕቀት ባላስቲክ ሚሳኤላት ሎሚ መዓልቲ ኣወንጪፋ። ኣሜሪካ ተዋጋእቲ ወተሃደራታን ኣፅዋር ኲናት ዝስከም መርከባን ኣብ ኣብ ልሳነ ምድሪ ኮሪያ መውፋራ ስዒቡ ኢዩ ተወሳኽቲ ሓፂር ርሕቀት ባላስቲክ ሚሳኤላት ዘወንጨፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ኣብ ሓበራዊ ኣብ ፅኑዕ ሰረት ዝተሃንፀ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Oct 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ንዝመፅኡ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ተቐቢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣቪዬሽን ምስ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ጣሊያንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ Desta Oct 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣቪዬሽን ምስ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ጣሊያንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ። ሚኒስትር ትራንስፖትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ካናዳ ምስ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 41ዓለም ለኸ ጉባኤ ስቪል ኣቬሽን ጎኒ ንጎኒ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየርን ስደትን ዝመክር መድረኽ ተሳልጥ ኣላ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየርን ስደትን ዝመክር ብሄራዊን ዓለም ለኻዊን መድረኽ ሙሁራን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳልጥ ኣላ። ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ እቲ መድረኽ÷ ምስ ለውጢ ንብረት ኣየር ተተሓሒዞም ዝኽሰቱ ስደታት ስትራቴጂ ብዝተኸተለ መልክዑ…
ስፓርት ጋንታታት ወልቂጤ ከተማን ኢትዮጵያ መድንን ዓወት ቀኒዑወን Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀዋታትት ኣተኣናጊዱ። ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተኻየደ ፈላማይ ፀወታ÷ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ውድድር ካልኣይ ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ወልቂጤ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብብሕታዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ብዝተዋደደ መልክዑ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ብዝተዋደደ ዝተወሃደን መልክዑ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ። እቲ ምምሕዳር÷ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ምዕራፍ ስራሕቲ ምድላውን ናይ ቀፃሊ ኣንፈት ትኹረትን ብምትኳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ Desta Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ካልኣይ ዓመት ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ 30 መስከረም ክሳብ 1 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ከመዝካየድ ተሓቢሩ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ቤት ምክሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 49 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Desta Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 49 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከድር ጀዋር ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሊዊጅ ኣረኪቦም። ከንቲባ ከድር፥ ኣብ ክልተ ዙር ዝተፈላለዩ ደገፋት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ግድበይ ኣብ ክርዓተይ” ብዝብል ማይ ዝናብ ናይ ምዕቛር ፕሮጀክት ብወግዒ ተጀሚሩ Desta Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ግድበይ ኣብ ክርዓተይ" ብዝብል ማይ ዝናብ ናይ ምዕቛር ፕሮጀክት ስራሕ ብወግዒ ተጀሚሩ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ፥ እቲ ፕሮጀክት ማይ ካብ ዚንጎ ብምዕቋር ኣብ ረብሓ ናይ ምውዓል ከምዝኾነ ገሊፆም። እቲ ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ ኣብ ቶኪዮ ተሳሊጡ Desta Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ ኣብ ጃፓን፣ ቶኪዮ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን “ዎዳ የግል ኢንዱስትሪ ፓርክ”ን ብሓባር ዘሰናድእዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ምቅንብባር ግብርና፣ ሕትመት፣ ፋርማሲቲካል፣…