ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ዝነበረ ዘይምርግጋዕ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእል ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ዝነበረ ዘይምርግጋዕ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእል ባህላዊ ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ። እቲ ዕርቀ ሰላም፥ “ካብ ልቢ ዝፍልፍል ዕርቂ ንዘላቒ ሰለም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ፃውዒት ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ “ንመስቀል ክጎዪ ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ኢዩ ዝተብሃለ ጒያ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ሕጋዊ ኣፍልጦ ኣይረኸበን-ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ሚያዝያ 1 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ሚዲያታት ፅባሕ “ንመስቀል ክጎዪ ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ኢዩ ዝተብሃለ ጒያ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ሕጋዊ ኣፍልጦ ኣይረኸበን ክብል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ፅባሕ 2 ሚያዚያ 2014…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ርክብ ኢኮኖሚ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ርክብ ኢኮኖሚ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ሱዳን ሚኒስተር ገንዘብን ፕላንን ኣጋክ ኣቹል ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣብ መንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 17 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 17 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ አንትኸውን፥ ፍሉይ ሽሙ “ሰብስቤ ዋሻ” ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነቲ ዝተዛብዐ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምምዕርራይ ዘኽእል ትልሚ ሰለስተ ዓመት ተዳልዩ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነቲ ዝተዛብዐ ሃገራዊ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምምዕርራይ ዘኽእል ትልሚ ሰለስተ ዓመት ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ትልምን ልምዓትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትልምን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ንጣብያና ከምዝገለፅኦ፥ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ስእነት ስራሕ፤ ካብ ቁፅፅር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ሰናት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝገበርኡ ሰብኣዊ ደገፍ ብዕፅፊ ክውስኻ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ዝደሊዩ ቁፅሪ ዜጋታት ብምውሳኹ ግብረ ሰናት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝገበርኡ ሰብኣዊ ደገፍ ብዕፅፊ ክውስኻ ከምዝግባእ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በዝነበረ ኲናትን ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ብሰንኪ…
ቢዝነስ ን70 ሽሕ መናእሰይ ተረበሕቲ ዝገብር “ብቃት” ኣብ ልምምድ ኣፈፃፅማ ተግባራዊ ፈተነ ናይ ሓባር መድረኽ ተኻይዱ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን፣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢንተርፕራይዝ ስራሕን ብምውድድ "ብቃት" ብዝብል ልምምድ ስራሕ መናእሰይ ኣፈፃፅማ ተግባራዊ ፈተነ ናይ ሓባር መድረኽ ተሳሊጡ። ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር…
ጥዕና ሚኒስቴር ጥዕና ብኲናት ንዝተጎድኡን ዝተመዛበሉን ዜጋታት ኣገልግሎት ጥዕና እናሃበ ምዃኑ ኣፍሊጡ Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም። እቶም ሚኒስትር ጥዕና፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ጊዜያት ዝተፈላለዩ ሰብ ሰራሕን ተፈጥሮኣውን ሓደጋታት ዘጋጠሙ ምዃኖም ስዒቡ ብርክት ዝበሉ ዜጋታት ንኸቢድ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት “ምብዛሕ ፈተናታት ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ደው ኣየብለናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተዛቲዮም Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ”ምብዛሕ ፈተናታት ካብ ጉዞ ብልፅግና ደው ኣየብለናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መንእሰያት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብ ክልል ጋምቤላ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መድረኽ ምኽክር መንእሰያት ክልል ጋምቤላን ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንረቀቕቲ ሕግታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወሙ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ከተማታት ኣሜሪካ ክካየዱ እዮም Desta Apr 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንረቀቕቲ ሕግታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወሙ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ከተማታት ዋሺንግተን ዲሲን ሎስ ኣንጀለስን ክካየድ እዩ። ፅባሕ ፊት ንፊት ዋሺንግተን ዲሲ ዋይት ሃውስ ከምዝካየድ ሰላምን ደሕንነትን ንኢትዮጵያ ማሕበር ኣካቢ ግብረ…