ን11 ሆስፒታላት ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም መሳርሒታት ላብራቶሪ ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ስቴት ግሎባል ዋን ሄልዝ ኦሃዮ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብምኽንያትኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም 11 ሆስፒታላት ዝውዕል ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ዝግመት መሳርሒታት ላብራቶሪ ሓገዝ ተገይሩ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብቲ ስነ-ስርዓት…